ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሓደሽቲ ሹመታት ሂቡ Desta Mar 27, 2025 0 ብመሰረት እዚ፦ ወ/ሮ ኣይሻ መሓመድ - ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኣይተ ኣዋሌ መሓመድ - ሓላፊ ቢሮ ኢኖቬሽንን ልምዓት ቴክኖሎጂን ወ/ሮ ቆንጂት ደበላ - ሓላፊት ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣኒስቲዮ ህፃናትን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣይተ ሰይፈ ደምሴ- ዋና ኣካያዲ ስራሕ ትካል ፋርማሲ ከነማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስራሕቲ ምዛር መስመር ኤሌክትሪክ ልምዓት ኮሪደር ሃረር ዛዚሙ Desta Mar 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከተማ ሃረር ፈላማይ ዙር ልምዓት ኮሪደር ማእኸላይን ትሑትን መመሓላለፊ መስመር ኤሌክትሪክ ስራሕ ምዛርን ምምሕያሽን ምዝዛሙ ግልጋሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ግልጋሎት ብሓፈሻ 1 ሺሕን 107 ዓንዲ ዕንፀይቲን ኮንክሪትን፣ 40 ኪሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፊቼ ጫምባላላ ሓበራዊ ያታ ንምህናፅ ዝህልዎ ግደ ልዑል ኢዩ-መንግስቲ mizan mekonen Mar 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፊቼ ጫምባላላ ከብሪ ዕርቀ ሰላም፣ ሰላም፣ ሕብረትን ሕውነትን ካብ ምጉልባቱ ብተወሳኺ ሓበራዊ ያታ ንምህናፅ ዝህልዎ ግደ ልዑል ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት፥ ንዘበን መለወጢ ፊቼ ጫምባላላ እንቋዕ ኣብፀሐኩም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብ17 ነጥቢ 3 ሚሊየን ዶላር ዝውገን ስምምዕነት ህንፀት ማእኻላይ መስመር ተኸቲሙ Gebremariam Weldegerima Mar 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስምምዕነት ዳግመ ህንፀት ማእኸላይ መስመርን መመሓየሺ ህንፀት ፕሮጀክትን ከተማታት ደብረብርሃን፣ ሱሉልታን ቢሾፍቱን ተፈሪሙ፡፡ እዘን ከተማታት ኣብ ቀፃሊ ንምህናፅ ብትልሚ ዝተትሓዙ ኣካል ፕሮጀክት መመሓየሺ መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክን ምዕባይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዕዉት ተሞክሮ ልምዓት ከተማኣ ኣብ ኣኼባ ዩኤን ሃቢታት ኣካፊላ Gebremariam Weldegerima Mar 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ዕዉት ተሞክሮ ልምዓት ከተማኣ ኣብ ናይሮቢ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ኣኼባ ቦርድ ፈፃሚ ስራሕ ዩኤን ሃቢታት ኣካፊላ፡፡ ብሚኒስትር ዴኤታ ከተማን መሰረተ ልምዓትን ፈንታ ደጀን ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብቲ ኣኼባ እናተሳተፈ ይርከብ፡፡ ዩኤን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግድብ ህዳሰ መርአዪ ዓቕሚ ምትግባር፣ ተስፋ፣ ይከኣልን ኢዩ – ተምሃሮ Gebremariam Weldegerima Mar 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ምአዪ ተስፋ፣ ይከኣልን ምትግባር ዓቕሚን ከምዝኾነ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ዘዘራረቦም ተምሃሮ ገሊፆም፡፡ እቲ ግድብ ዝሓለፎም ማሕለኻታትን ሕዚ ዝበፅሖ ጉዕዞ ብስራት ዓወትን ንናይፅባሕ ወለዶ መርአዪ ከምዝኾነ እውን እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ፍርያት መዓር ንምድንፋዕ ብትኹረት ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ብመርሃ ግብሪ ትሩፋት ሌማት ፍርያት መዓር ንምድንፋዕ ብትኹረት እናተሰርሐ ምዃኑ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ገሊፁ፡፡ ኣብቲ ቢሮ መራሒ ጉጅለ ምርባሕ ንህቢ፣ ሓሰኻ ሃሪን ዓሳን ኣይተ ጎሹ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቱርክ ፃዕሪ ሰላም ሩሲያን ዩክሬንን ንኽትሕግዝ ብኣሜሪካ ፃውዒት ቀሪቡላ Gebremariam Weldegerima Mar 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቱርክ ፃዕሪ ሰላም ሩሲያን ዩክሬንን ንኽትሕግዝ ብኣሜሪካ ፃውዒት ቀሪቡላ፡፡ ኣብ ኣሜሪካ ዑደት ስራሕ እናገበሩ ዝርከቡ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪ ሃካን ፊዳን ምስ ኣሜሪካ መዘነኦም ማርኮ ሩቢዮ ኣብ ክልተኣዊን በዓል ብዙሕ ወገን ምትሕብባርን…
ቢዝነስ ፃዕሪ ሽግሽግ ዕዳ ኢትዮጵያ ብዝምልከት ንትካላት ልምዓት መንግስት ገለፃ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Mar 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ሽግሽግ ዕዳ ንኽግበር እናወነገነቶም ዝርከቡ ተግባራት ብዝምልከት ሚኒስቴር ገንዘብ ንዋና ዋና ትካላት ልምዓት መንግስቲ ገለፃ ገይሩ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ኣንቲ እዋን፥ እተን ትካላት ምስ ኣጀንዳ ሪፎርም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፎረም ልምዓትን ሰላምን ክልላት ሶማሌን ዓፋርን ተመስሪቱ Gebremariam Weldegerima Mar 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፎረም ልምዓትን ሰላምን ህዝቢታት ክልላት ሶማሌን ዓፋርን ተመስሪቱ፡፡ መድረኽ ዘተ ርክብ ሕውነት ህዝቢታት ክልቲኦም ክልላት ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ይርከብ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ መድረኩ ሚኒስትር ዴኤታታት ሰላም ከይረዲን ተዘራ (ዶ/ር)ን…