ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ሸሞንተ ኣዋርሕ ልዕሊ 264 ቢሊየን ብር ልቓሕ ንዓማዊል ከምዘቕረበ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ሸሞንተ ኣዋርሕ ጥራሕ 264 ነጥቢ 65 ቢሊየን ብር ልቓሕ ንዓማዊል ምቕራቡ ኣፍሊጡ።
ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ኣይተ ኣቤ ሳኖ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተረኺቦም ንጉዳያት ቐዋሚ ኮሚቴ ትካላት ልምዓት መንግስቲ ናይ…