ኣብ ትግራይ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ዘጋጠሙ ዕንወታት መፍትሕታት ንምንዳይ ዝዓለመ ዓለም ለኸ ዓውደ መፅናዕቲ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዓውዲ ጥዕና ክልል ትግራይ ዘጋጠሙ ዕንወታት ብመፅናዕቲ ዝተደገፈ መፍትሕታት ንምንዳይ ዝዓለመ ዓስራይ ዓለም ለኸ ዓውደ መፅናዕቲ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ ዋዕላ፥ ብምትሕብባር ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ፣ ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል…