ንኹሉ ዝሓቑፍ ህንፀት ሰላም ንክህሉ ጠመተ ተዋሂቡ ክስራሕ እዩ-ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ደቂ ኣንስትዮ፣ መናእሰይን ግዳያት ክፋል ማሕበረሰብን ንህንፀት ሰላም ዘለዎም ግደ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ከምዝስራሕ ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ(ዶ/ር) ገሊፀን፡፡
“ሰላም ተለማመዱ ብሰላም ንበሩ”ዝተብሃለ ፕሮጀክት…