ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ዘሰናደኦ ስልጠና ኣመራርሓ ኮሙኒኬሽንን ርክብ ህዝቢን ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Apr 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብርክብ ህዝቢን ዓለም ለኸን ፓርቲ ብልፅግና ዝሰናደአ ስልጠና ንኣመራርሓ ኮሙኒኬሽንን ርክብ ህዝቢን ሎሚ መዓልቲ ምሃብ ተጀሚሩ። እቲ ስልጠና “ድሕረ ሓቂ ዘበን ብሓቂን ፍልጠትን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ከምዝተጀመረ ካብቲ ፓርቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ገበን ኣብ ምክልኻል እናሰርሐቶም ትርከብ ተግባራት ንተወልቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣቕሪባ Gebremariam Weldegerima Apr 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ፍትሒ ምስ ምክልኻል ገበን ተተሓዙ ኣብ ኢትዮጵያ እናተሰርሑ ዝርከቡ ስራሕቲ ንተወከልቲ ዝተፈላለያ ሃገራትን ዓለም ለኸ ትካላትን ኣቕሪቡ፡፡ መበል 15 ኮንፈረንስ ምክልኻል ገበንን ፍትሒ ገበንን ሕቡራት መንግስታት ኣኼባ ቅድመ ምድላው…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩባኒያታት ኔዘርላንድስ ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዎም ተሳትፎ ኢንቨስትመንት ንኸጠናኽሩ ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Apr 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር)ኩባኒያታት ኔዘርላንድስ መመሓየሺ ኢኮኖሚ ዝፈጠሮ ምቹው ዕድል ብምጥዋም ተሳትፎ ኢንቨስትመንቶም ንኸጠናሕሩ ፃውዒት ኣቕሪቦም፡፡ እቶም ሚኒስትር ምስ ኣምባሳደር ኔዘርላንድስ ኣብ ኢትዮጵያ ክርስቲን…
ስፓርት ኣብ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ባርሴሎና ምስ ቦርሲያ ዶርትሙንድ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ Gebremariam Weldegerima Apr 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀዳማይ ዙር ፀወታታት ርብዒ ፍፃመ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ቀፂሎም እንትካየዱ ባርሴሎና ምስ ቦርሲያ ዶርትሙንድ ከምኡ እውን ፒኤስጂ ምስ ኣስቶንቪላ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን። ጋንታ ካታላን ባርሴሎና ምሸት ሰዓት 4 ኣብ ሜዳኣ ንጀርመናዊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ቀፃሊ ግዘታት ህዝቢ ትግራይ ናብ ልምዓትን ድልየት ለውጥን ዘዕውቱ ተግባራት ክስርሑ እዮም- ሌተናል ጄኔራል ታደሰ ወረደ mizan mekonen Apr 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ቀፃሊ ግዘታት ህዝቢ ትግራይ ናብ ልምዓትን ድልየት ለውጥን ዘዕውቱ ተግባራት ከምዝካየዱ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሌተናል ጄኔራል ታደሰ ወረደ ገሊፆም፡፡ ስነ-ስርዓት ርኽክብ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ብራዚልን ፎረም ቢዝነስን ኢንቨስትመንትን ምክያድ ጀሚረን mizan mekonen Apr 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ብራዚልን ፎረም ቢዝነስን ኢንቨስትመንትን ኣብ ብራዚል ከተማ ሳኦፖሎ ምክያድ ከምዝጀመራ ተገሊፁ፡፡ ኣብቲ ፎረም ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ብራዚል ልዑልሰገድ ታደሰ፣ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ብራዚልን ዳሬክተር ጉዳያት ኣፍሪካን ኣንቶኒዮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ መራኸብቲ ሓፋሽ ሰብሞያታት ምምዝጋብ ይኹን ሞያዊ ብቕዓት መረጋገፂ ምሃብ ኣይኽእልን ተባሂሉ mizan mekonen Apr 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ÷ ንጋዜጠኛታት ወይ ድማ ንሰብ ሞያታት ሚዲያ ናይ ምምዝጋብ ይኹን ሞያዊ ብቕዓት መረጋገፂ ናይ ምሃብ ተግባር ይኹን ሓለፍነት ከምዘይብሉ በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ኣገንዚቡ፡፡ እቲ በዓል መዚ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካናዳ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር እናሰርሐት ምዃና ኣፍሊጣ Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ ኣምባሳደር ካናዳ ኣብ ኢትዮጵያ ጆሽዋ ታባንን ፍሉይ ልኡኽ ካናዳ ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ቤንማርክ ዴንዴርን ተዛቲዮም፡፡ ኣብቲ እዋን ዘተ ታሪኻዊ ርክብ ኢትዮጵያን ካናዳን ብዝበለፀ ንምጥንኻር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ንላዕለዋይ ልኡኽ ሓይሊ ምክልኻል ናይጄሪያ ተሞክሮ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣካፊለን Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ፕላንን ልምትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ንላዕለዋይ ልኡኽ ሓይሊ ምክልኻል ናይጄሪያ ተሞክሮ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣካፊለን። 49 ኣባላት ዘካተተ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ሓይሊ ምክልኻል ናይጄሪያ ኣብ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ዑደት ስራሕ ገይሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ንፓኪስታን ብሄራዊ ቤተ-መፃሓፍቲ ተዋሂቡ mizan mekonen Apr 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ) ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፓኪስታን ጀማል በከር (ዶ/ር) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዝተፅሓፈ መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ንፓኪስታን ብሄራዊ ቤተ-መፃሓፍቲ ኣበርኪቶም፡፡ መሪሕነት ቀዳማይ ሚኒስትር ብፖለቲካ፣ ኢኮኖሚ፣…