Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

April 2025

ኣብ ከባቢ ቤተ መንግስቲ 4 ኪሎ ዘሎ መገዲ ብሓደ ኣንፈት ስለዝተገበረ ኣሽከርከርቲ ጥንቃቄ ንኽገብሩ ፖሊስ ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከባቢ ቤተ መንግስቲ 4 ኪሎ ዘሎ መገዲ በዓል ክልተ ኣንፈት ዝነበረ መገዲ ብሓደ ኣንፈት ክኸውን ስለዝተገበረ ኣሽከርከርቲ ብደምቢ ምትሕልላፍ ከይቕፅዑ ጥንቃቄ ንኽገብሩ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣተሓሳሲቡ፡፡ እቲ መገዲ በዓል ሓደ ኣንፈት ክኸውን…

ርእሰ ምምሕዳር ታደሰ ወረደ ምስ ኣማራርሓን ተወከልትን ማሕበረሰብ ንግዲ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሌተናል ጀነራል ታደሰ ወረደ ኣብ ማሕለኻታትን ፀገማትን ማሕበረሰብ ንግዲ ትግራይ ኣመልኪቶም ምስ ኣማራርሓን ተወከልትን እቲ ማሕበረሰብ ተዛቲዮም። ማሕበረሰብ ንግዲ ትግራይ ዘለውዎም ቁልፊ ፀገማትን…

ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲን ስሑል ሽረን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 25 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲን ስሑል ሽረን 1 ን 1 ማዕረ ተፈላሊየን፡፡ ኣብ ምውራድ ሓደጋ ዝርከባ ክልቲአን ጋንታታ ኣብ ዘካየደኦ ፀወታ ጥዑመልሳን ሃ/ሚካኤል ንስሑል ሽረ ከምኡ እውን…

በዓል ሆሳእና ብድምቀት ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ሆሳእና ብተኸተልቲ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ብድምቀት ተኸቢሩ ውዒሉ። እቲ በዓል ኣብ መንበረ ፀባኦት ቅድስት ስላሴ ካቴድራል ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ቀዳማዊ ፓትርያሪክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም…

ዕዳ ወፃኢ ምስ ጂዲፒ ዘለዎ ቁጠባዊ ናብ 13 ነጥቢ 7 ሚኢታዊ ምብፅሑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሓድሽ ኣሰራርሓ ሸርፊ ወፃኢ ምዝርግሑ ናብ ወፃኢ ዝልኣኽ ሸርፊ ወፃኢ ንኽውስኽ ብምግባር ሃገርና ዕቑር ሸርፊ ወፃኢ ኽውስኽ ምኽኣሉ ተገሊፁ። ሎሚ ንግሆ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገምጋም ኣፈፃፅማ ዝሓለፉ ትሽዓት ኣዋርሕ ምክያድ…

ርእሰ ምምሕዳር ኦርዲን በድሪ ዝተፈላለዩ ሹመት ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ሹመት ሂቦም፡፡ በዙይ መሰረት፦ 1.ኣይተ ያሲን ኣብዱላሂ :- ቢሮ ሓላፊ እቶት እቲ ክልል ወይዘሮ ነባት መሓመድ :- ምክትል ቢሮ ሓላፊ እቶት እቲ ክልል ዶ/ር ኣብዲ…

ፀረ-ደባይ ውግእ ብዓወት ንምዝዛም ስትራቴጂያዊን ነቲ ዓውዲ ዝረድእን ኣመራርሓ ምህናፅ ይግባእ- ሌ/ጄ ሹማ ኣብደታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዘይስሩዕ ኩናትን ፀረ-ደባይን ንምኽያድ ስትራቴጂካዊን ነቲ ዓውዲ ዝረድእን ኣመራርሓ ምህናፅ ይግባእ ክብሉ ኣዛዚ እዚ ኮማንደርን ኣየር ወለድን ሌ/ጄ ሹማ አብደታ ኣገንዚኖም፡፡ ሌ/ጄ ሹማ ኣብደታ ኣብ ኮሌጅ ምክልኻል ዋር ሳልሳይ ዙር…

ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ብምትጋህን ብምልፋዕናን ዝረኣይን ዝጭበጥን ውፅኢት ኣመዝጊብና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ዝተመዝገቡ ዓወታት ከይተዘናጋዕና ንልዑል ውፅኢት ክንተግህ ኣለና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣባላት ካቢኔን ኣብ ዝተረኸብሉ ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ ትሸዓተ ኣዋርሕ ይካየድ…

መርሃ-ግብሪ ትሩፋት ሌማት ንዜጋታት ካብ ሸማታይነት ናብ ኣፍራይነት እናሰጋገረ እዩ – ግርማ አመንቴ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መርሃ-ግብሪ ትሩፋት ሌማት ንዜጋታት ዝተመጣጠነ ምግቢ ንክረኽቡ ካብ ሸማታይነት ናብ ኣፍራይነት ንክሰጋገሩ እናገበረ ምዃኑ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ አመንቴ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ እቶም ሚኒስትር÷መርሃ-ግብሪ ትሩፋት ሌማት ካብ ከተማ ክሳብ ገፀር ዝነብሩ…

ሃገራዊ ልምዓት ናይ ኩሉ ርብርብ ስለዝሓትት ኣብ ምልዕዓል ግንዛበ ህዝቢ ጠመተ ክግበር ይግባእ – ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊ ልምዓትን ኩለመዳያዊ ዕብየትን ምርግጋፅ ዝክኣል ቀፃሊነት ዘለዎ ልምዓት ተሳትፎ ህዝቢ ብምዃኑ ሃገራዊ ትሚታትን መባፅሕ ሽቶታትን ግንዛበ ምሃብ ኣብ ዓውዲ ሚዲያን ኮሙኒኬሽንን ጠመተ ክገብር ሚኒስትር ዲኤታ ገንዘብ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)…