ኣብ ኣዲስ ኣበባ ውፅኢት ፈተና ሻምናይ ክፍሊ 2015 ዓ.ም ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በአዲስ አበባ የ2015 ዓ.ም የ8ኛ ክፍል ፈተና ውጤት ይፋ ሆነ።
ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ እቲ ምምሕዳር ዘላለም ሙላቱ (ዶ/ር)፥ ሎሚ ዘበን ብሓፈሻ 73 ሺሕን 385 ተምሃሮ ከምዝተፈተኑ ተዛሪቦም።
ካብ መንጎ እቶም ዝተፈተኑ 70 ነጥቢ 6 ሚኢታዊ ተምሃሮ 50ን ካብኡ ንላዕሊን ማእኸላይ ውፅኢት ምምዝጋቦም ተዛሪቦም።
ብመላኩ ገድፍ