ፕሬዚዳንት ታዬ እዋን ስረሐን ንዝዛዘማ ኣምባደር ጋምቢያ ኣሰናቢቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ እዋን ስረሐን ንዝዛዘማ ኣምባደር ጋምቢያ ኣብ ኢትዮጵያ ጃይናባ ጃግኔን ኣሰናቢቶም፡፡
እተን ኣምባሳደር ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ጋምቢያ ዘሎ ርክብ ኣብ ምጥንኻር ንዘበርከተኦ ግደ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣመስጊኖም፡፡
ኣብ ቀፃሊ እውን ኣብ ሃገረን ኣብ ዝህልወን ሓላፍነት ርክብ ክልቲአን ሃገራት ብዝበለፀ ንምጥንኻር ብትግሃት ንኽሰርሓ ሓቲቶም፡፡