ፕሬዚዳንት ፖል ካጋሜ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ሩዋንዳ ፖል ካጋሜ ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምርካብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ቱሪዝም ሰለማዊት ካሳ ኣቀባብላ ገይረናሎም።
እቲ ጉባኤ፥ “መከሓሓሲ ፍትሒ ንኣፍሪካዊያንን ወለዶ-ኣፍሪካዊያንን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ፅባሕን ድሕሪ ፅባሕን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ።