Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ማያርዲት ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነበርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ ኣቀባብላ ገይራሎም።

መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ “መከሓሓሲ ፍትሒ ንፍሪካውያንና ዘርኣ-ኣፍሪካውያን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ፅባሕን ድሕሪ ፅባሕን ክካየድ ኢዩ፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.