Fana: At a Speed of Life!

12 ለካቲት ዘበን ተሳጋሪ ፅንዓትና እነርእየሉ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)12 ለካቲት ዘለና ፍቕሪን ዘበን ተሳጋሪ ፅንዓትናን እነርእየሉ ኢዩ ክብሉ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላ ገሊፆመ፡፡

እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ 12 ለካቲት ረብሓ መስዋእትነትና እነርእየሉ ዕለት ኢዩ ኢሎም፡፡

መዓልቲ ሰማእታት 12 ለካቲት ተጋድሎ ፀረ ባእዳዊ መግዛእቲ ኢትዮጵያውያን፣ ንናፅነት ዘለና ቅኑዕነት፣ ንሃገርና ዘለና ፍቕሪ፣ ዘበን ተሳጋሪ ዝኾነ ፅንዓትናን መስዋእትነትናን እነርእየሉ ዕለት ከምዝኾነ እውን ገሊፆም፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.