ኮንፈረንስ ህዝቢ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮንፈረንስ ህዝቢ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ይሳለጥ ኣሎ።
ሃገራዊ ኮንፈረስን ህዝቢ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ 25 ዋና ዋና ከተማታት ከምዝካየድ ኣብ ፓርቲ በልፅግና ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።