Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ ኣርባምጭ ህዝባዊ ኮንፈረንስ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣርባምጭ ህዝባዊ ኮንፈረንስ ይካየድ ኣሎ።

ኣብቲ ኮንፈረንስ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ኣባላት ቤት ምኽሪን ተረኺቦም።

ሃገራዊ ኮንፈረንስ ህዝቢ ካብ ሎሚ ጀሚሩ ኣብ 25 ዋና ዋና ከተማታት ይካየድ ኣሎ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.