Fana: At a Speed of Life!

ሕብረተሰብ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ሕቶታቱ ንኸቕርብ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረተሰብ ኣብ ጉዳያት ትምህርቲ፣ ጥዕና፣ ኢኮኖሚን ኣብ ኣፍረይቲ ዓውዲታትን ሕቶታትን መብርሂን ዝደሊዩ ጉዳያት ንኸቕርብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ፃውዒት ኣቕሪቡ፡፡

ብመሰረት እዚ ሕብረተሰብ ክሳብ ፅባሕ ብማሕበራዊ ሚዲያታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢሎም ሕቶታቱ ክልእኽ ከምዝኽእል ተገሊፁ፡፡

ንዝቐርቡ ሕቶታት ድማ ዝምልከቶም ሓለፍቲ ስራሕ ምላሽን መብርሂን ከምዝህቡሉ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣረጋጊፁ፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.