Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ማእኸል መማዕበሊ ተሃድሶን ክእለትን ደቂ ኣኒስቲዮ ’ለነገዋ’ ዝሰልጠና ደቂ ኣኒስቲዮ ሰብ ዋና ተደላዩ ክእለት ንክኾና ክስራሕ ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ማእኸል መማዕበሊ ተሃድሶን ክእለትን ደቂ ኣኒስቲዮ ’ለነገዋ’ ዝሰልጠና ደቂ ኣኒስቲዮ ሰብ ዋና ተደላዩ ክእለት ንክኾና ክስራሕ ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን  ኣፍሊጡ።

ሚኒስትር ሙፈሪሃት ካሚል ኣብቲ ማእኸል ምስ ዘለዉ ሓለፍቲ ስራሕ ኣብ ዝገበርኡ ዘተ፥ ኣብቲ ማእኸል ዝሰልጡና ደቂ ኣኒስቲዮ ኢኮኖሚያዊ ተረባሕነተን ክብ ንምባል ከምዝስራሕ ገሊፀን።

ስለዝኾነ ሰልጠንቲ ሰብ ዋና ተደላዩ ክእለት ንክኾና ክስራሕ ኢዩ ኢለን።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.