Fana: At a Speed of Life!

ናብ ውሽጢ ሃገር ዝተጓዓዓዘ መጠን ዘበናዊ ዱኽዒ 9 ነጥቢ 6 ሚሊየን ኩንታል በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2017/18 ናብ ሃገር ንምእታው ካብ ዝተሓሰበ 24 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ክሳብ ትማሊ ልዕሊ 10 ነጥቢ 7 ሚሊየን ኩንታል ኣብ ወደብ ጅቡቲ ከምዝበፅሐ ተገሊፁ፡፡

55 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ዳፕ ዝፀዓነት መርከብ እውን ኣብ ወደብ ጅቡቲ በፂሓ ምርጋፍ ከምዝጀመረት ሓበሬታ በዓል መዚ ማሪታይም ኣመልክቲ፡፡

ብሓፈሻ ኣብ ወደብ ጅቡቲ ካብ ዝበፅሐ ልዕሊ 10 ነጥቢ 7 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ እቲ 9 ነጥቢ 6 ሚሊየን ኩንታል ናብ ሃገር ምጉዕዓዝ ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.