Fana: At a Speed of Life!

ክልል ኦሮሚያ 1 ሺሕን 402 ናይ ማሕረስ ትራክተራት ንሓረስቶት ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ክልል ኦሮሚያ 1 ሺሕን 402 ናይ ማሕረስ ትራክተራት ንሓረስቶት ኣብ ከተማ ሻሸመኔ ኣረኪቡ፡፡
እተን ትራክተራት ዝተረከቡ ሓረስቶት፣ ሕብረት ስራሕ ማሕበራትን ዩኒየናትን ንመንግስቲ እቲ ክልል ብዘቕረቡዎ ሕቶን ብዓቖሩዎ መሰረትን ምዃኑ ተገሊፁ፡፡
እተን ትራክተራት መንግስቲ እቲ ክልል ሜካናይዜሽን ሕርሻ ንምስፋሕ ንዝሓዞ ትልሚ ልዑል ኣስተዋፅኦ ከምዝህልወን ምግላፁ ሓበሬታ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር እቲ ክልል የመላኽት፡፡
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.