Fana: At a Speed of Life!

ቻይና “ቤልት ኤንድ ሮድ” ፕሮጀክት ልምዓት ኢትዮጵያ ዝድግፍ እዩ – ኣምባሳደር ተፈራ ደርበው

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ) ቻይና እናካየደቶ ዘላ “ቤልት ኤንድ ሮድ” ኢኒሼቲቭ ትልሚ ልምዓት ኢትዮጵያ ዝድግፍ ምዃኑ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተፈራ ደርበው ገሊፆም፡፡

ኣምባሳደር ተፈራ ናይ ቻይና “ቤልት ኤንድ ሮድ” ኢኒሼቲቭ ቐንዲ ኣካል ዝኾነ ብኤሌክትሪክ ዝሰርሕ ህንፀት ምድሪ ባቡር ኣዲስ ኣበባ – ጅቡቲ ምስ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመታት ኢትዮጵያ ዝተተሓሓዘ ፕሮጅት ምዃኑ ሓበሮም፡፡

55 ዓመታት ዝተሳገረ ርክብ ዲፕሎማሲ ኢትዮ-ቻይና ፅንዑን ዓሚቕን ምዃኑ ዝገለፁ እቶም ኣምባሳደር÷ ተፈጥራዊን ልዑል ፅርየት ዘለዎ ቡና ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ልዑል ድልየት ከምዘለዎ ኣመላኺቶም፡፡

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.