ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ቬይትናም ኣብ መዘከርታ ጀጋኑ ሰማእታት ጉንጉን ዕንበባ ኣንቢሮም On Apr 15, 2025 5 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣብ ቬይትናም ኣብ መዘከርታ ጀጋኑ ሰማእታት ከምኡ እውን ኣብ መቓብር ቦታ ሆ ቺ ሚን ጉንጉን ዕንበባ ኣንቢሮም። 5 Share FacebookTwitterTelegramWhatsAppEmailViberPrint