Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣባላት ሰራዊት ሰላም ስልጠና ተግባርን ንድፊ ሓሳብን ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 4ይ ኮርስ ሓዱሽ ምልምል ኣባላት ሰራዊት ሰላም ስልጠና ተግባርን ንድፊ ሓሳብን ኣብ ኩሎም ክፍለ ከተማታት ተጀሚሩ፡፡
እቲ ስልጠና ብኣካል፣ ብንድፊ ሓሳብን ብተግብርን ዝበቕዑ ሓደሽ ኣባላት ሰራዊት ሰላም ኣሰልጢኑ ንምውፋር ዝዓለመ ምዃኑ ተገሊፁ፡፡
ሓላፊት እቲ ቢሮ ሊድያ ግርማ ኣብ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ተረኺበን ምጅማረን ኣብቲ ቢሮ ዝተረኸበ ሓበሬታ የረድእ፡፡
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.