Fana: At a Speed of Life!

መበል 12 ሓፈሻዊ ጉባኤ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 12 ሓፈሻዊ ጉባኤ ማሕበር ልምዓት ትግራይ “ጉባኤ ሕውየትን ተስፋን” ብዝብል መራሒ ሓሳብ ሎሚ 17 ሚያዝያ 2017 ዓ.ም. ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ መኽፈቲ ጉባኤ ፕሬዚዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ታደሰ ወረደ ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓ ማልትን ካልኦት ዕዱማት ኣጋይሽን ተረኺቦም።
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.