ስፓርት

ስፓርት

ሰለስቲአን ጋንታታት ፕሪሜር ሊግ ክልል ትግራይ ኣብ ውድድር ዘበነ 2014 ናይ ምስታፍ ድሌት ከምዘለወን ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከባ ሰለስቲአን ጋንታታት ጋንታታት ፕሪሜር ሊግ ኣብ ውድድር ዘበነ 2014 ኣብ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ክሳተፋ ከምዝደልያ ኣፍሊጠን። ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ኣብ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ተሳተፍቲ ምስ ዝኾና ሰለስተ ጋንታታት ትግራይ ብዛዕባ ዝቕፅል ዓመት ተሳትፎአን ኣመልኪቱ ሎሚ መዓልቲ ተዛቲዩ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ፕሬዚዳን እቲ ፌዴሬሽን ኣይተኢሳይያስ ጅራ፣ ኣካቢ ኮሚቴ ማርኬቲንግ ኣይተ ኣበበ ገላጋይንዋና ፀሓፊ እቲ ፌዴሬሽን ኣይተ ባህሩ ጥላሁንን ዝተረኸቡ እንትኾኑ፥…
Read More...

ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ኣብ ውድድር ፅዋዕ ኮንፌዴሬሽን ኣፍሪካ ተሳታፊት ምዃና ኣረጋጊፃ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፀወታ ቤት ኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ኢትዮጵያ ቡናን ኣዳማ ከተማን ማዕረ ተፈላሊየን፡፡ ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ዝተኻየደ እቲ ፀወታ 1 ን 1 ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ተዛዚሙ፡፡ ጋንታ ኣዳማ ከተማ በላይ ኣባይነህ ብዘመዝገባ ሽቶ እናመርሐት ዝፀንሐት እንትትከውን፥ ኣበበ ጥላሁን ኣብ መወዳእታ ደቓይቕ ጋንታ…

ጋንታ ሲዳማ ቡና ንጋንታ ወላይታ ዲቻ ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ሲዳማ ቡና ንጋንታ ወላይታ ዲቻ 2 ን 1 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። ክልቲአን ጋንታታት ኣብ መበል 26 ሰሙን ውድድር እቲ ሊግ ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ተራኺበን፡፡ ኣብቲ ፀወታ ሲዳማ ቡና ንወላይታ ዲቻ 2 ን 1 ብምስዓር ተዓዊታ፡፡ ክልቲአን ሽቶታት…

ጋንታ ቪያርል ሻምፒዮና ዩሮፓ ሊግ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጋንታ ቪያርል ንጋንታ ማንቸስተር ዩናይትድ ብምስዓር ሻምፒዮና ዩሮፓ ሊግ 2020/2021 ኮይና። እንግሊዛዊት ጋንታ ማንቸስተር ዩናይትድን ስፔናዊት ጋንታ ቪያርያልን ዘራኸበ ናይ ፍፃመ ፀወታ ብዓወት ጋንታ ቪያሪያል ተዛዚሙ። ስሩዕ ፀወተአን ሞሬኖ ኣብ መበል 29 ደቒቕ ንቪያርያል፣ ኢዲሰን ካቫኒ ኣብ መበል 55 ደቒቕ…

ፋሲል ከነማ ናይ ተዓዋትነት ዋንጭኡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ሃዋሳ ተረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣14 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ፋሲል ከነማ ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ዓመተ 2013 ናይ ተዓዋትነት ዋንጭኡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ሃዋሳ ተረኪቡ። ኣብ መበል 25 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መስ ሃዋሳ ከነማ ኣብ ዝገበሮ ፃውቲ 1 ን1 ብዝኾነ ውፅኢት ተዛዚሙ። ብመሰረት እቲ ውፅኢት ብ23 ተፃውትቲ 53 ነጥብን ብ21 ሸቶታት…

ጋንታ ሰበታ ከተማ ንጋንታ ወልቂጤ ከተማ ብምስዓር ዓወት ቀኒዑዋ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ፀወታ ቤትትኪንግ ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ሰበታ ከተማ ንጋንታ ወልቂጤ ከተማ  1 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ። ሰበታ ከተማ ተዓዊታ ዝወፅአትላ ብሕታዊት ሽቶ ቶማስ ምህረቱ ኣብ መበል 81 ደቒቕ ከምዘመዝገባ ሶከር ኢትዮጵያ ፀብፂቡ። ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ፥ ጋንታ ወላይታ ዲቻ ንጋንታ ባህርዳር ከተማ…

ጋንታ ወላይታ ዲቻ ንጋንታ ባህርዳር ከተማ ብምስዓር ዓወት ቀኒዑዋ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ፀወታ ቤትትኪንግ ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ወላይታ ዲቻ ንጋንታ ባህርዳር ከተማ 2 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ። ወላይታ ዲቻ ተዓዊታ ዝወፅአትለን ሽቶታት ቸርነት ጉግሳ ኣብ መበል 55ን 76ን ደቓይቕ ከምዘመዝገበን ሶከር ኢትዮጵያ ፀብፂቡ። እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ቴሌግራም ገፅና…