ስፓርት

ስፓርት

መበል 38 ዓለም ለኸ ውድድር ኣቋራጭ ጃንሜዳ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) መበል 38 ዓለም ለኸ ውድድር ኣቋራጭ ጃንሜዳ አብ ፍሉይ ዞባ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ሱኡልታ ይካየድ ኣሎ። ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ዘዳለዎ እንትኸውን፥ ብዝተፈላለዩ ስፖርታዊ ተግባራት ይካይድ ኣሎ። እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/ ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna…
Read More...

ዳይናን ኣሰልጣኒን ኣትሌቲክስ ኣይተ እሸቱ በዩ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳይናን ኣሰልጣኒን ኣትሌቲክስ ኣይተ እሸቱ በዩ ካብዛ ዓለም ብሞት ከምዝተፈለዩ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣይተ እሸቱ ብምኽንያት ዘሓደሮም ሕማም ኣብ ሆስፒታል የካቲት 12 ሓገዝ ሕክምና እናተገበረሎም ድሕሪ ምፅናሕ ትማሊ ለይቲ 20 ጥሪ 2013 ዓ.ም ህይወቶም ምሕላፉ ተሓቢሩ። እቶም ኣሰልጣኒን ዳይናን…

ፍራንክ ላምፓርድ ካብ ቼልሲ ኣሰልጣንነቱ ተሰናቢቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰልጣኒ  ፍራንክ ላምፓርድ ካብ ቼልሲ ኣሰልጣንነቱ ከምዝተሰናበተ እታ ጋንታ ኣፍሊጣ። ኮኾብ ተፃዋቲ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ቼልሲ ዝነበረን ነታ ጋንታ ካብ ማውሪዝዮ ሳሪ ሓላፍነት ዝተረከበን ፍራንክ ላምፓርድ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ ወርሒ ሓምለ 2019 ጀሚሩ ብኣሰልጣኒነት እናመርሐ ፀኒሑ ኢዩ። እታ ጋንታ ኣብ ዘውፀአቶ…

ኣብ ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ሲዳማ ቡና ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ጥሪ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፀወታ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ጋንታ ሲዳማ ቡና ዓወት ቀኒዑዋ፡፡ ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ምስ ጋንታ ሲዳማ ቡና ዝተፃወተት ጋንታ ሲዳማ ቡና 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊታ፡፡ ማማዱ ሲዴቤ ድማ ነታ ሸቶ ኣመዝጊቡዋ፡፡ እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana…

ኣብ ፀወታ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ፋሲል ከነማ ዓወት ቀኒዑዋ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)7ይ ሰሙን ፀወታ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ሓደ ፀዋታ ኣተኣናጊዱ። ምስ ጋንታ ሃዲያ ሆሳእና ዝተፃወተት ጋንታ ፋሲል ከነማ 1 ን 0 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። ጋንታ ፋሲል ከነማ ተዓዊታ ንኽትወፅእ ብሕታዊት ሸቶ ዘመዝገበ ተፃዋቲ ድማ ሙጂብ ቃሲም ኢዩ። እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ቴሌግራም ገፅና…

ኣብ ፀወታ ቤትኪንጊንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ሃዋሳ ከተማ ዓወት ቀኒዑዋ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)7ይ ሰሙን ፀወታ ቤትኪንጊንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ሓደ ፀዋታ ኣተኣናጊዱ። ንጋንታ ባህርዳር ከተማ ዘተኣናገደት ጋንታ ሃዋሳ ከተማ 2 ን 1 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። መስፍን ታፈሰን ኤፍሬም ኣሻሞን ናይ ሃዋሳ ሸቶታት እንተቑፅሩ፥ ብሕታዊት ሸቶ ባህርዳር ከተማ ድማ ሳለኣምላክ  ተገኝ ኣመዝጊቡዋ፡፡…

ማሕበር ዊልቸር ኩዕሾ ስክዒት ኢትዮጵያ ኣባል ዓለም ለኸ ፌዴሬሽን ዊልቸር ኩዕሶ ስክዒት ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ማሕበር ዊልቸር ኩዕሾ ስክዒት ኢትዮጵያ ኣባል ዓለም ለኸ ፌዴሬሽን ዊልቸር ኩዕሶ ስክዒት ኮይኑ። ማሕበር ዊልቸር ኩዕሾ ስክዒት ኢትዮጵያ ካብ ዓለም ለኸ ፌዴሬሽን ዊልቸር ኩዕሶ ስክዒት ፍቓድ ኣባልነት ምርካቡ ካብ ኮሚሽን ስፖርት ፌዴራልዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እዚ ድማ ስፖርታዊ ምንቅስቓስ ጉዱኣት ኣካል ካብ ውሽጢ ዓዲ…