ስፓርት

ስፓርት

መበል 20 ዓብዪ ጉያ 2013 ዓ.ም ሎሚ መዓልቲ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መበል 20 ዓብዪ ጉያ 2013 ዓ.ም ሎሚ መዓልቲ ተኻይዱ። ኣብቲ ዝተኻየደ ዓብዪ ጉያ ዝተዓወቱ ደቂ ኣኒስትዮ ብቕደም ሰዓብ 1ኛ ፅጌ ገ/ሰላማ ካብ ኢትዮ ኣትሌትክስ 2ኛ መድህን ገ/ስላሴ  ባንኪ ንግዲ 3ኛ ገበያነሽ ኣያሌው ካብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/ ትዊተር ገፅና…
Read More...

መበል 20 ዓብዪ ጉያ 2013 ዓ.ም ሎሚ መዓልቲ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መበል 20 ዓብዪ ጉያ 2013 ዓ.ም ሎሚ መዓልቲ ተኻይዱ። ኣብቲ ዝተኻየደ ዓብዪ ጉያ ዝተዓወቱ ደቂ ተባዕቲዮ ብቕደም ሰዓብ 1ኛ ኣቤ ጋሻሁን ካብ ቤት ህንፀት ኣምሓራ 2ኛ ታደሰ ወርቁ ደቡብ ፓሊስ 3ኛ ሚልኬሳ መንገሻ ጋንታ ሰበታ እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ቴሌግራም ገፅና…

ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝርከባ ጋንታታት እናተፃወቱ ዝነበሩ ተፃወትቲ ዝተፈቐደ ፍሉይ እዋን ዝውውር ተናዊሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝርከባ ጋንታታት እናተፃወቱ ዝነበሩ ተፃወትቲ ዝተፈቐደ ፍሉይ እዋን ዝውውር ክሳብ 23 ጥሪ 2013 ዓ.ም ኣናዊሑ። እቲ ዝውውር ኣብቲ ክልል ብምኽንያት ዝነበረ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ኣብ ውሽጢ ኣፀጋሚ ኩነታት ከምዝነበሩ ምዃኖም ኣብ ግምት ብምእታው ካብ 26 ክሳብ 30…

ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተካየደ ፀዋታ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተካየደ ፀዋታ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና እንትትዕወት ጋንታታት ሰበታ ከነማን ጅማ ኣባ ጅፋርን ድማ ማዕረ ተፈላሊየን። ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ኣብ ዝተኻየደ ትፅቢት ዝተገበረሉ ፀዋታ ቅዱስ ጊዮርጊስን ኢትዮጵያ ቡናን ደርቢ ሸገር ብዓወት ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና 3 ን 2 ተዛዚሙ፡፡…

ውሩይ ዳይና ኩዕሶ እግሪ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ታሪኽ ዳይነት ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ንብዙሓት ዓማውቲ ዝፍለጡ ውሩይ ዓለም ለኻዊ ዳይና ኣለም ንፀብህ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊም። ዳይና ኣለም ንፀበህ ፀወታታት ካብ ምምራሕ ጀሚሮም ተዓዛቢ ፀወታታት ብምዃንን ብዙሓት ዳያኔ,ኑ ኣምሂሩ ብምብቃቕ የፍለጡ፡፡ ዝሓለፉ ዓማውቲ ብምኽንያት ዘጋጠሞም ሕመም ሕክምነኦም…

ንሰብ ውዕለታ ሃገር ውሩያት ኣትሌታት መበረታትዒ ሽልማት ገንዘብ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ልደት ምኽንያት ብምግባር ን100 ውሩያት ኣትሌታት ሰብ ውዕለታ ሃገር መበረታትዒ ሽልማት ገንዘብ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ተበርኪቱሎም። እቶም ውሩያት ኣትሌታት ንሕድሕዶም ብር 3 ሺሕ ሓገዝ ገንዘብ ህያብ ብፕሬዚዳንት ማሕበር ውሩያት ኣትሌታት ኮማንደር ጌጤ ዋሚ ኣቢሉ ተበርኪቱሎም፡፡ እቲ ህያብ…

ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ሃዋሳ ከተማን ቅዱስ ጊዮርጊስን ዓወት ቀኒዑወን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 4ይ ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ሃዋሳ ከተማን ቅዱስ ጊዮርጊስን ዓወት ቀኒዑወን። ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ምስ ሰበታ ከተማ ተራኺባ 4 ን 2 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። እተን ሸቶታት ድማ ጌታነህ ከበደ፣ ኣቤል ያለው፣ ጋዲሳ መብራቴን ኣስራት እሽቱን ኣመዝጊቦምወን።…