ስፓርት
ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ 6 ፀወታታት ክግበሩ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 19 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ሽዱሽተ ፀወታታት ክግበሩ ኢዮም።
ብመሰረት እዚ 11፡30 ሌስተር ሲቲ ኣብ ሜዳኣ ንማንቼስተር ሲቲ ክተተኣናግድ ኢያ፡፡
ምሸት 12 ሰዓት ድማ ክሪስታል ፓላስ ምስ ሳውዝ ሃምፕተን፣ ኤቨርተን ምስ ኖቲንግሃም ፎረስት፣ ፉልሃም ምስ በርንማውዝ ከምኡ እውን ቶተንሃም ሆትስፐር ምስ ዎልቭስ ክፃወታ ኢየን።
መሪሕ እቲ ግ ሊቨርፑል ምስ ዌስትሃም ዩናይትድ ምሸት 2፡15 ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ።
Read More...
ኣብ ወርሒ ታሕሳስ ውድድራት ሓፂር፣ ማእኸላይ፣ 3 ሺሕ ሜትሮ መሐንኩሎ ወዘተ ክካየዱ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ወርሒ ታሕሳስ ውድድራት ሓፂር፣ ማእኸላይ፣ 3 ሺሕ ሜትሮ መሐንኩሎ፣ ተግባራት ሜዳን ስጉምን ከምዝካየዱ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ኣብቲ ውድድር፥ 21 ጋንታታት፣ ክልተ ማእኸላት መሰልጠኒን ሓደ ኣካዳሚን ሓዊሱ 24 ትካላት ከምዝካፈላ ተገሊፁ።
ብሓፈሻ 331 ደቂ ኣኒስቲዮን 416 ደቂ ተባዕቲዮን ኣብቲ…
ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ናይ ቦክሲንግ ደይ ፀወታኣ ሎሚ መዓልቲ ክተካይድ ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መርሃ ግብሪ መበል 18 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቦክሲንግ ደይ ሎሚ መዓልቲ ክልተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም፡፡
ብመሰረት እቲ መርሃ-ግብሪ ምሸት ሰዓት 4፡30 ብራይተን ምስ ብሬንትፎርድ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን፡፡
ምሸት 5፡15 ድማ ኣርሰናል ኣብ ስታዲዬም ኤሚሬትስ ምስ ኢፕስዊች ታውን ክትገጥም ኢያ፡፡
ፀወታታት ቦክሲንግ ደይ፥ ማንቸስተር ሲቲ ምስ ኤቨርተን ብዝገብርኡ ግጥም ክፍልም ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 18 ሰሙን ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቦክሲንግ ደይ ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 09:30 ድሕሪ ቀትሪ ማንቸስተር ሲቲ ምስ ኤቨርተን ብዝገብርኡ ግጥም ክፍልም ኢዩ።
ጋንታ ማንቸስተር ሲቲ ብዘይተለመደ መልክዑ ተኸታታሊ ስዕረትን ብዙሕ ሽቶታትን እናተኣናገዱ ኣብ ዘለውሉ እዋን ኣብ ኢቲሃድ ምስ ጋንታ ኤቨርተን ዝገብርዎ ፀወታ…
ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ካብ ውድድር ፅዋዕ ቻን ተሰናቢታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብሱዳን መዘናኣ ብበፂሕኻ መልሲ ብምስዓራ ካብ ውድድር ፅዋዕ ሃገራት ኣፍሪካ (ቻን) ተሰናቢታ፡፡
እታ ሃገራዊት ጋንታ ናይ መወዳእታ ዙር ካልኣይ እግሪ መፃረዪ ፀወታኣ ሎሚ መዓልቲ ዘካየደት እንትትከውን፤ ብሃገራዊት ጋንታ ሱዳን 2 ን 1 ተሳዒራ፡፡
እቲ ፀወታ ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 11…
ቡካዮ ሳካ ካብ 4 ክሳብ 6 ሰሙናት ካብ ሜዳ ከምዝርሕቕ ኣሰልጣኒ ሚኬል ኣርቴታ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)እንግሊዛዊ ተፃዋታይ ጋንታ ኣርሴናል ቡካዮ ሳካ ካብ 4 ክሳብ 6 ሰሙናት ካብ ሜዳ ከምዝርሕቕ ኣሰልጣኒ ሚኬል ኣርቴታ ገሊፁ፡፡
እቲ ተፃዋቲ ጋንትኡ ኣርሴናል ንክርስታል ፓላስ 5 ን 1 ኣብ ዝሰዓረትሉ ፀወታ ቅድሚ ዕረፍቲ ብምኽንያት ጉድኣት ምሽንቃቕ ጭዋዳ ካብ ሜዳ ምውፅኡ ይዝከር፡፡
ኣሰልጣኒ እታ ጋንታ ሚኬል ኣርቴታ…
ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብሱዳን መዘነኣ ተሳዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መፃረዪ ፀወታ ውድድር ፅዋዕ ሃገራት ኣፍሪካ (ቻን) ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብሱዳን መዘነኣ 2 ን 0 ተሳዒራ፡፡
ክልቲአን ሃገራዊ ጋንታታት ናይ ወመዳእታ ዙር መፃረዪ ፀወታ ቻን ቀዳማይ እግሪ ፀወታ ሰዓት 11 ኣብ ሊቢያ ቤንጋዚ ስታዲየም ቤኒና ማርትየርስ ተኻይዱ፡፡
ኣብቲ ፀወታ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብሱዳን…