ስፓርት
መበል 60 ዓመት ዝኽሪ ዓወት ማራቶን ኦሎምፒክ ሮም ሻምበል ኣበበ ቢቂላ ኣብ ሆቴል ሸራተን ኣዲስ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል 60 ዓመት ዝኽሪ ዓወት ማራቶን ኦሎምፒክ ሮም ሻምበል ኣበበ ቢቂላን ካብ ሜልቦርን (1956) ክሳብ ኦሎምፒክ ሪዮ (2016) ዝነበሩ ውድድራት ኦሎምፒክ ተሳቲፎም ሃገር ዘኹርዑ ጀጋኑ ኣትሌታት ዝዝከሩሉ መርሃ ግብሪ ኣብ ሆቴል ሸራተን ኣዲስ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ ብኣሰናዳእነት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ዝተዳለወ መርሃ ግብሪ፥ ሚኒስትር ባህሊን ቱሪዝምን ዶክተር ሂሩት ካሳው፣ ኮሚሽነር ኮሚሽን ስፖርት ፌዴሪኢ ኣይተ ልያስ ሽኩር፣ ሚኒስትር ዲኤታ ባህሊን ቱሪዝምን ኣካል እቲ ፕሮግራም ዝኾኑ ጀጋኑ…
Read More...
ንጀጋኑ ኢትጵያውያን ኣትሌታት ስነስርዓት ምንባር ሕቑፊ ዕምበባን ምረቓ ሓወልቲን ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንነበር ጀጋኑ ኢትጵያውያን ኣትሌታት ስነስርዓት ምንባር ሕቑፊ ዕምበባን ምረቓ ሓወልቲን ተኻይዱ።
ንሻምበል ኣበበ ቢቂላን ሻምበል ማሞ ወልዴን መካነ መቓብሮም ኣብ ዝርከበሉ ቤተክርስቲያን ቅዱስ ዮሴፍ ስነስርዓት ምንባር ሕቑፊ ዕምበባ ዝተሳለጠ እንትኸውን፥ ፈሪሱ ዝነበረ ሓወልቲ ሻምበል ማሞ ወልዴ ድማ ብድጋሚ ተሰሪሑ ተመሪቑ፡፡…
ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ መዘውተሪ ስፖርት ለገጣፎ ለገዳዲ መሪቖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ መዘውተሪ ስፖርት ለገጣፎ ለገዳዲ ብምምራቕ ንኣገልግሎት ክፍቲ ገይሮም።
እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ
ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና…
ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ንዘህንፆ በዓል 12 ደብሪ ኩለ መዳያዊ ህንፃ ንምህናፅ ዘኽእል እምነ ኩርናዕ ተነቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ 735 ካሬ ሜትር ንዘህንፆ በዓል 12 ደብሪ ኩለ መዳያዊ ህንፃ ንምህናፅ ዘኽእል እምነ ኩርናዕ ተነቢሩ
እቲ እምነ ኩርናዕ ኮሚሽነር ኮሚሽን ስፖርት ፌዴሪኢ ኣይተ ኤሊያስ ሽኩርን ተቀዳሚ ምክትል ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኮማንደር ደራርቱ ቱሉን ኢዮም ኣንቢረምዎ።
ኣይተ…
ትሕቲ 17 ዓመት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ሩዋንዳ ኪጋሊ ኣቲያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትሕቲ 17 ዓመት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ሩዋንዳ ኪጋሊ ኣቲያ።
እታ ብሄራዊት ጋንታ ብኣሰናዳእነት ሩዋንዳ መፃኢ ቀዳም ኣብ ዝጅምር ውድድር ፅዋዕ ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ (ሴካፋ) ንምስታፍ ኢዩ ኪጋሊ ኣቲያ ዘላ።
ኢትዮጵያ ሓዊሱ ሸውዓተ ሃገራት ዝሳተፋሉ እንትኸውን፥ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ ምድብ ሓደ ምስ…
ኣትሌት ገንዘቤ ዲባባ ኣብ ቫሌንሺያ ዝተሳለጠ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣትሌት ገንዘቤ ዲባባ ኣብ ስፔን ከተማ ቫሌንሺያ ዝተሳለጠ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ተዓዊታ።
ገንዘቤ ዲባባ ነቲ ፍርቂ ማራቶን ንምዝዛም ዝወሰደላ ግዘ 1 ሰዓት 5 ደቒቕን 17 ማይክሮ ሰከንድን ኢዩ፡፡
ኬንያዊት ኣትሌት ሼይላ ቼፕኪሩ ድማ 1 ሰዓት 5 ደቒቕን 39 ማይክሮ ሰከንድን ብምእታው ካልአይቲ ክትወእ…
ሎዛ ኣበራ ካብ ውሽጢ 100 ፅዕንቶ ፈጠርቲ ደቂ ኣንስትዮ ቢቢሲ ሓንቲ ኮይና
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሎዛ ኣበራ ካብ ውሽጢ 100 ፅዕንቶ ፈጠርቲ ደቂ ኣንስትዮ ቢቢሲ ሓንቲ ብምዃን ተመሪፃ።
ቢቢሲ ኣብዚ ዓመት ለውጢ ዝመርሓን ለውጢ ዘምፃኣን 100 ደቂ ኣንስትዮ ካብ መላእ ዓለም ዝመረፀ እንትኸውን፥ ሎዛ ኣበራ ኣብ ዘፈር ስፖርት ካብ 100 ፅዕንቶ ፈጠርቲ ደቂ ኣንስትዮ ሓንቲ ኮይና ኣላ፡፡
ቢቢሲ ኣብ ኣውዲታት ፍልጠት፣…