ስፓርት
ኣትሌት ፍረወይኒ ሃይሉ ብውድድር 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ንፍፃመ ሓሊፋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ፍረወይኒ ሃይሉ ብውድድር 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ንፍፃመ ሓሊፋ።
ኣብቲ ሎሚ መዓልቲ ዝተገበረ ውድድር ምፅራይ ብ3 ደቒቓን 57 ሰከንድን 54 ማይክሮ ሰከንድን ብዝኾነ ጊዘ ካልአይቲ ኮይና ብምእታው ናብ ፍፃመ ከምዝሓለፈት ካብ ኣትሌቲክስ ፌዴሬሽን ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
ኣትሌት ለምለም ሃይሉ ኣብቲ ዝተገበረ ውድድር ምፅራይ መበል ታሽዐይቲ ብምውፅኣ ንፍፃመ ክትሓልፍ ኣይከኣለትን።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana…
Read More...
ሎሚ መዓልቲ ኢትዮጵያውያን ዝሳተፍሎም ውድድራት ፍፃመን መፃረዪን
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ 2020 ውድድራት ፍፃመን መፃረዪን ኢትዮጵያውያን ክሳተፉ ኢዮም።
ሰዓት 7፡00 ድሕሪ ቀትሪ ብደቂ ኣኒስቲዮ 1500 ሜትሮ መፃረዪ ንፍርቂ ፍፃመ ዝሓለፋ ፍሬወይኒ ሃይሉን ለምለም ሃይሉን ናብ ፍፃመ ንምሕላፍ ክወዳራ ኢየን።
ብተወሳኺ ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ 3000 ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ…
ኣብ ቶኪዮ ኦሊምፒክ ብ800 ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ዝተሳተፈት ኣትሌት ሃብታም ኣለሙ መበል ሻድሻይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድራ ዛዚማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቶኪዮ ኦሊምፒክ ብ800 ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ዝተሳተፈት ኣትሌት ሃብታም ኣለሙ መበል ሻድሻይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድራ ዛዚማ።
ብመሰረት እዚ ተሸላሚት ዲፕሎማ ኮይና።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/…
ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ደቂ ተባዕቲዮ ኣትሌት ሚልኬሳ መንገሻ ንፍፃመ ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ደቂ ተባዕቲዮ ኣትሌት ሚልኬሳ መንገሻ ንፍፃመ ሓሊፉ።
ኣትሌት ሚልኬሳ መንገሻ ብ13፡31.13 በዝኾነ ሰዓት ሻድሻይ ደረጃ ብምሓዝ ኢዩ ውድድሩ ዛዚሙ።
ብመሰረት እዚ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ደቂ ተባዕቲዮ ንፍፃመ ምሕላፉ ካብ ኣትሌቲክስ ፌዴሬሽን ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ።…
ብ1500 ሜትሮ ምፅራይ ውድድር ደቂ ተባዕቲዮ ክልተ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ንፍርቂ ፍፃመ ሓሊፎም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሓምለ፣ 2013 ( ኤፍ ቢ ሲ)ብ1500 ሜትሮ ምፅራይ ውድድር ደቂ ተባዕቲዮ ኣትሌት ታደሰ ለሚን ሳሙኤል ኣባተን ንፍርቂ ፍፃመ ሓሊፎም።
ካብ ምድብ ክልተ ኣትሌት ሳሙኤል ኣባተ ብ3፡41.63 ሓምሻይ ደረጃ በምሓዝ ውድድሩ እንትዛዝም፥ ካብ ምድብ ሰለስተ ኣትሌት ታደሰ ለሚ ብ3፡36.26 ካልኣይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድር ፈርቂ ፍፃመ ምሕላፎም ካብ …
ኢትዮጵያ ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ ብደቂ ኣኒስቲዮ ውድድር 5 ሺሕ ብጉዳፍ ፀጋይ ሜዳሊያ ነሓስ ረኺባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ ብደቂ ኣኒስቲዮ ውድድር 5 ሺሕ ብጉዳፍ ፀጋይ ሜዳሊያ ነሓስ ረኺባ።
ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ኣብቲ ውድድር ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ ኢያ ዛዚማቶ።
ኔዘርላንድ ብምውካል ዝተሳተፈት ሲፋን ሀሰን ወርቅ ቀዳማይ ደረጃ ብምሓዝ ወርቂ ረኺባ።
ኬንያዊት ኣትሌት ሄለን ኦብሪ ድማ ካልአይቲ ብምዃምን ሜዳሊያ…
ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ ብደቂተባዕቲዮ መሰናክል ለሜቻ ግርማ ንኢትዮጵያ ሜዳሊያ ብሩር ረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ ብደቂተባዕቲዮ መሰናክል ውድድር 3000 ሜትሮ ለሜቻ ግርማ ካልኣይ ደረጃ ብምሓዝ ንኢትዮጵያ ሜዳሊያ ብሩር ረኺቡ።
ለሜቻ ግርማ ነቲ ርሕቐት ብ8 ደቒቓ 10 ሰኮንድን 38 ማይክሮ ሰኮንድን ኢዩ ዛዚሙዎ።
ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ጌትነት ዋለ ድማ ነቲ ርሕቐት ብ8 ደቒቓ 14 ሰኮንድን 97 ማይክሮ ሰኮንድን…