ስፓርት
አትሌት ድርቤ ካብ ፅገ ገብረሰላማን ሓጎስ ገብረህይወትን ብምቕፃል ኣብ ውድድር ትራክ ግራንድ ስላም ንምስታፍ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈራሪማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣትሌት ድርቤ ወልተጂ መድረኽ ውድድር ውልቀ ኣብ ዝኾነ ትራክ ግራንድ ስላም ንምስታፍ ዘኽእል ስምምዕነት ኩንትራት ፈሪማ፡፡
ብመሰረት እቲ ስምምዕነት ብ1 ሺሕም 500 ሜትሮ ርሕቐት ብምውድዳር ትፍለጥ ኣትሌት ድርቤ ኣብ 2025 ኣብ ኣሜሪካ ኣብ ዝግበር ውድድር ትራክ ግራንድ ስላም ክትሳተፍ ኢያ፡፡
ኣትሌት ድርቤ ካብ ፅገ ገብረሰላማን ሓጎስ ገብረህይወትን ብምቕፃል ኣብ ውድድር ትራክ ግራንድ ስላም እትፅምበር ሳልሰይቲ ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ክትከውን ክኢላ ኣላ፡፡
ኣትሌት ድርቤ ድሕሪ እቲ…
Read More...
ንጥቕዓት ማሕበራዊ ሚዲያ ንዝተቓልዑ 25 ኣትሌታት ደገፍ ኤኣይ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣትሌቲክስ ዓለም ንጥቕዓት ማሕበራዊ ሚዲያ ንዝተቓልዑ 25 ኣትሌታት ዝተፈላለያ ሃገራት ደገፍ ኣርተፊሻል ኢንተለጀንስ(ኤኣይ) ከምዝገበረ ኣፍሊጡ።
እቲ ትካል ኣብ ዝገበሮ ናይ ኣርባዕተ ዓማውቲ መፅናዕቲ እቶም ኣትሌታት ንዝኸፍአ መጥቃዕቲ ማሕበራዊ ሚዲያ ተቓላዕቲ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።
ስለዝኾነ ናይ ማሕበራዊ ሚዲያ…
ሙድሪክ ብግዚያዊነት ካብ ዓለም ለኸ ውድድራት ኩዕሾ እግሪ ተኣጊዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩክሬናዊ ተፃዋታይ ጋንታ ቼልሲ ሚካዬሎ ሙድሪክ ብግዚያዊነት ካብ ዓለም ለኸ ውድድራት ኩዕሾ እግሪ ከምዝተኣገደ ተረጋጊፁ፡፡
እቲ ተፃዋታይ ዘይተፈቐደ መበረታትዒ ቅመም ተጠቒሙ ኢዩ ብዝብል ምርመራ እናተገበረሉ ብምዃኑ ዝተመሓላለፈ ውሳነ ኢዩ ተባሂሉ፡፡
ጋንትኡ ቼልሲን ባዕሉ ሙድሪክን ማሕበር ኩዕሾ እግሪ እንግሊዝ እናካየዶ…
ኣትሌት ሱቱሜ ከበደ ኣብ ኮልካታ ውድድር 25 ኪሎ ሜትር ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ሱቱሜ ከበደ ኣብ ህንዲ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር 25 ኪሎ ሜትሮ ኮልኮታ ቀዳመይቲ ብምውፃእ ተዓዊታ።
እታ ኣትሌት ነቲ ውድድር 1፡19፡17 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ቀዳመይቲ ወፂኣ።
ንኣትሌት ሱቱሜን ስዒባ ኬንያዊት ኣትሌት ቼፕንግኖ ካልአይቲ ብምውፃእ እንትትዛዝም፤ ባህሬናዊት ኣትሌት ጂሳ ድሞ ሳልሰይቲ…
ኣትሌት ንብረት መላክ ኣብ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ባንግሴን ተዓዊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣትሌት ንብረት መላክ ኣብ ታይላንድ ቾን ቡሪ ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ባንግሴን ባንግሴን ተዓዊቱ፡፡
ኣትሌት ንብረት ነቲ ርሕቐት 1 ሰዓት 2 ደቒቕን 32 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ኢዩ ቀዳማይ ክወፅእ ክኢሉ፡፡
ደርቢ ማንቹሪያን ሎሚ መዓልቲ ምሸት ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 16 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ጋንታታት ከተማ ማንቼስተር ዝኾና ማንቼስተር ሲቲን ማንቼስተር ዩናይትድን ዘካይደኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡
እቲ ፀወታ ምሸት ሰዓትን 1፡30 ኣብ ስታዲየም ኢቲሃድ ዝካየድ እንትኸውን÷ ብወገን ማንቼስተር ሲቲ ሪኮ ሊዊስ ብቅፅዓት ከምኡ እውን ሮድሪ፣ ናታን ኣኬ፣ ጆን…
ሎሚ ኣብ ዝሳለጥ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ 5 ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሎሚ ኣብ ዝሳለጥ መበል 16 ሰሙን ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ 5 ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም።
ኣርሰናል ምስ ኤቨርተን፣ ሊቨርፑል ምስ ፉልሃም ሰዓት 12፡00 ምሸት ዘካይድኦ ፀወታ ቀልቢ ደገፍቲ ኩዕሶ እግሪ ዘንጠልጠለ ኮይኑ ኣሎ።
ኒውካስትል ምስ ሌስተር ሰቲ፣ ዎልቭስ ምስ ኤፕስዊች እውን ኣብ ተመሳሳሊ ሰዓት ፀወተአን…