ስፓርት

ስፓርት

16 ዓመታት ሙሉእ ካርዲ ዘይርኣየ ተፃዋታይ………

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሜዳ ኩዕሶ እግሪ ፀወታ ኣብ ተፃራሪ ጋንታ ተፃወትቲ ብኣይሰዓርን በሃላይነት መንፈስ ናብ ህልኽ ኣትዮም÷ ክነሓንሑን ካብኡ ሕልፍ ኢሉ እውን ኣብ ሓደ ኣካል ጥፍኣት እንትፍፅሙን ምርኣይ ተለሚዱ እዩ፡፡ ተፃወትቲ ኣብ ምንቅስቓስ ፀወታኦም ከም ኣጋጣሚ ወይ ድማ ካብ ስፖርታዊ ሕግን ደንቢን ዝወፁ ተግባራት እንትፍፅሙ÷ስርዓት ንምትሓዝ ቢጫን ቀይሕን ካርዲታት ምምዛዝ ግዴትኦም ይኸውን፡፡ በዙይ እውን መብዛሕቲኦም ተፃወትቲ ቢጫን ቀይሕን ካርዲ ብተዳጋጋሚ ዝርእይሉ ኩነታት ይፍጠር፡፡ ካብዚ…
Read More...

ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለን ጥሩነሺ ዲባባን ቅድሚ 20 ዓመታት ኣብዛ ዕለት …

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኩርዓት ኢትዮጵያ ዝኾኑ ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ ኣብ ሻምፒዮና ሃገር ኣቋራፂ ዓለም ብሓፂርን ነዊሕን ርሕቐት ከምኡ እውን ኣትሌት ጥሩነሺ ዲባባ ኣብ ውድድር ሰገናትን በፃሓትን ብሓደ ግዘ ብምስዓር ቅድሚ 20 ዓመታት ከምዛ ሎሚ መዓልቲ ድሙ ታሪኽ ፅሒፎም፡፡ ኣትሌት ቀነኒሳ ኣብ ሻምፒዮና ሃገር ኣቋራፂ ዓለም ብሓፂርን ነዊሕን…

ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ዝሳተፍ ጉጅለ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ናብ ቻይና ኣምሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 21 ክሳብ 23 መጋቢት 2025 ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ዝሳተፍ ጉጅለ ሃገራዊት ጋንታ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ናብ ቻይና ናንጂንግ ኣምሪሑ። እቲ ጉጅለ 12 ኣትሌታት፣ ክልተ ኣሰልጠንቲ፣ ሓደ መራሒ ጉጅለ፣ ሓደ መራሒ ጉጅለ ቴክኒክ፣ ሓደ ላዕለዋይ በዓል ሞያ ሕክምናን ሓደ…

ሊዮኔል ሜሲ ካብ ጉጅለ ሃገራዊት ጋንታ ርጀርንቲና ወፃእ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣርጀንቲናዊ ኮኸብ ሊዮኔል ሜሲ ብጉድኣት ምኽንያት ሃገሩ ኣብ ትገብሮም መፃረዪ ፀወታታት ፅዋዕ ዓለም ወፃእ ከምዝኾነ ተረጋጊፁ፡፡ ብመሰረት እዚ ኣርጀንቲ ምስ ብራዚልን ኡራጓይን ኣብ ትገብሮም መፃረዪ ፀወታታት ከምዘይስለፍ ተሓቢሩ፡፡ ሜሲ ትማሊ ለይቲ ንጋንትኡ ኢንተር ማያሚ 1 ሸቶ ኣብ ዘመዝገበሉ ፀወታ ኣብ ስምዒት ሕማም…

ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ኣብ ማራቶን ባርሴሌና ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ኣብ ማራቶን ባርሴሌና ተዓዊቶም። ብደቂ ተባዕቲዮ ዝተኻየደ ማራቶን፥ ኣትሌት ተስፋዬ ድሪባ 2 ሰዓትን 4 ደቒቓን 13 ሰከነደን ብምእታው ቀዳማይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድሩ ዛዚሙ። ብተመሳሳሊ ርሕቐት ብደቂ ኣኒስቲዮ ኢትዮጵያዊት ኣትሌት የብርጓል መለሰ 2 ሰዓትን 20 ደቒቓን 47 ሰከንድን ኣብቲ ውድድር…

ኣርሴናል ምስ ቼልሲ ሎሚ ዝገብርዎ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ኣብ ዝካይድ መበል 29 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሴናል ኣብ ሜድኡ ሰዓት 10 ምስ ቼልሲ ዝገብሮ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ። ኣርሴናል ክሳብ ሐዚ ብዝገበሮም ፀወታታት 55 ነጥቢ ብምውህላል ካብ ሊቨርፑል ቀፂሉ ኣብ መበል ካልኣይ ደረጃ ከምዝርከብ ይፍለጥ። ኣብ…

ኣብ ናንጂንግ ኣብ ዝካየድ ሻምፒዮና ውሽጢ ገዛ ዓለም 14 ኢትዮጵያዊያን ክሳተፉ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቻይና ናንጂንግ ኣብ ዝካየድ ሻምፒዮና ውሽጢ ገዛ ዓለም ንኢትዮጵያ ዝውክሉ 14 ኣትሌታት ክሳተፉ ኢዮም፡፡ ኣብቲ ሻምፒዮና ክልተ ግዘ በዓል ክብሪ ዝኾነ መለሰ ንብረትን ሳሙኤል ተፈራ ብደቂ ተባዕትዮ 1 ሺሕን 500 ሜትር ንኢትዮጵያ ክውክሉ ኢዮም፡፡ በሪሁ ኣረጋዊ፣ ቢኒያም መሓሪን ጌትነት ዋለን ብ3 ሺሕ ሜትሮ ደቂ…