ስፓርት

ስፓርት

ሎሚ ኣብ ዝካየድ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናል ምስ ዌስትሃም ዝገብርኡ ፀወታታት ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ኣብ ዝካየድ መበል 26 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናል ምስ ዌስትሃም ዝገብርኡ ፀወታታት ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ። ኤቨርተን ምስ ማንቸስተር ዩናይትድ ሰዓት 9፡30 ክጋጠማ ኢየን። ኢፕስዊች ታውን ምስ ቶተንሃም፣ ፉልሃም ምስ ክሪስታል ፓላስ፣ ቦርንማውዝ ምስ ወልቭስ ከምኡውን ሳውዛምፕተን ምስ ብራይተን ኣብ ተመሳሳሊ ሰዓት  12፡00 ፀወተአን ከምዝገብራ እቲ ዝወፅአ መርሃ ግብሪ ይሕብር። ኣስቶንቪላ ምስ ቼልሲ ድማ ሰዓት 2፡30 ክራኸባ ኢየን።
Read More...

ድልድል ኣውዲቅካ ምሕላፍ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ድልድል ኣውዲቅካ ምሕላፍ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ኣብ ስዊዘርላንድ ከተማ ናዮን ዕላዊ ኮይኑ፡፡ ብመሰረት እዚ አርሰናል ምስ ፒ ኤስ ቪ አይንድሆቨን ከምኡ እውን ሊቨርፑል ምስ ፒ ኤስ ጂ ተደልዲለን፡፡ ካብዚ ብተወሳኺ ክለብ ብሩገ ምስ አስቶንቪላ፣ ባየር ሙኒክ ምስ ባየር ሊቨርኩሰን፣ አትሌቲኮ ማድሪድ ምስ ሪያል ማድሪድ፣…

ሊቨርፑል ምስ ኣስቶንቪላ ማዕረ 2-2 ተፈላልዬም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትማሊ ምሸት ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሊቨርፑል ምስ ኣስቶንቪላ ማዕረ 2-2 ተፈላልዬም።   ንሊቨርፑል ሞ ሳላህን ሚንግስ ናብ ዓርሱን ሽቶታት እንተቑፅሩ፥ ዮሪ ቴሊማንስን ኦሌ ዋትኪንስን ንኣስቶንቪላ ሽቶታት ዘቑፀሩ ተፃወትቲ ኢዮም።   ሊቨርፑል ነጥቢ ምድርባዬም ሲዒቡ ብ61…

ናይ መልሲ ፀወታታት ሻምፒዮንስ ሊግ ሎሚ መዓልቲ ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካተት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ናብ 16 ንምእታው ኣብ ዝግበር ፀወታ ኣዲቕካ ምሕላፍ ሎሚ መዓልቲ ክካየዱ ኢዮም። ምሸት 2:45 ኤሲ ሚላን ምስ ፌይኖርድ ፀወተአን ክገብራ ኢየን። ኣብ ቀዳማይ ዙር ፀወታ 1 ን 0 ብዝኸነ ውፅኢት ዝተሰዓረት ጣሊያኛዊት ጋንታ ኤሲ ሚላን ኣብ ሜዳኣን ቅድሚ ደገፍታን ትገብሮ ፀወታን ውፅኢ…

ሊቨርፑል መሪሕነታ እተጠናኽረሉ ዓወት ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 25 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣብ ኣንፊልድ ንዎልቭስ ዘተኣናገደት ሊቨርፐል 2 ን 1 ብምስዓር ነጥባ 60 ብምብፃሕ መሪሕነታ ኣጠናኺራ። ሊቨርፑል ብሸቶታት ሉዊስ ዲያዝን ሞሃመድ ሳላህ 2 ን 0 እናመርሐት ዕረፍቲ ዝወፅአት እንትትከውን፤ ዎልቭስ ድሕሪ ዕረፍቲ ኣጥቢቖም ብምጭዋት ነጥቢ ሒዛ ንምውፃእ ብርጡዕ…

ኣትሌት ድርቤ ኣብ ውድድር ውሽጢ ገዛ ሊዮን ብ3 ሺሕ ሜትሮ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፈረንሳይ ሊዮን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር 3 ሺሕ ሜትሮ ውሽጢ ገዛ ዓለም ኣትሌት ድርቤ ወልተጂ ተዓዊታ። ድርቤ ነቲ ርሕቐት ብ8 ደቒቕ 39 ሰከንድን 49 ማይክሮ ሰከንድን ብምዝዛም ኢያ ቀዳመይቲ ወፂኣ፡፡ ኣትሌት የኔዋ ንብረት ድማ ብ8 ሰከንድ ደንጒያ ብምእታው 2ይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚማ።

ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ቶተንሃም ዝገበረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 25 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ቶተንሃም ሆትሰፐርስ ዝግበረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ። ኣብዚ ውድድር ዓመት ድኹም ምንቅስቓስ እናርአያ ዝርከባ ክልቲአን ጋናታታት ሎሚ ምሸት 1:30 ክራኸባ ኢየን፡፡ ኣብ ደረጃ ሰንጠረዥ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ መበል 14 ን መበል 15 ደረጃ ዝርከባ…