ቀዳማይ ሚንስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ናብ ሶማሊያ ኣቲዮም ኣቢይ (ዶ/ር) ናብ ሶማሊያ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ሶማሊያ ሞቃድሾ ኣትዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ሞቃዲሾ እንትበፅሑ፥ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ መሓመድ ድሙቕ ኣቀባብላ ገይረሙሎም።
ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment