ኣብ ከተማ ሆሳእና ኮንፈረንስ ህዝቢ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ሆሳእና ኮንፈረንስ ህዝቢ ይካየድ ኣሎ።

እቲ መድረኽ፥ ሓላፊ ዓውዲ ውዳበ ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ፍቓዱ ተሰማን ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲን ኣተሓባባሪ ማሕበራዊ ክላስተርን ክልል ኣምሓራ ሙሉነሽ ደሴ(ዶ/ር)ን ይመርሕዎ ኣለዉ።

እቲ መድረኽ ዘተ፥ ተወከልቲ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ኣብ ዝተረኸብሉ ይካየድ ከምዘሎ ተገሊፁ።

Comments (0)
Add Comment