“ኢትዮጵያ ኩሉ ግዘ ዓንዲ ምብራቕ ኣፍሪካ ኢያ”
ዋና ፀሓፊ ፓርቲ ፒፕልስ ራሊ ፎር ፕሮግረስ ጅቡቲ ኢልያስ ሙሳ ዳዋሌ
“መንፈስ ሃርበኝነት ኢትዮጵያዊያን ቃልሲ ፀረ ባዕዳዊ ኣገዛዝኣን ስርዓት ኣፓርታይድን ንክቀፃፀል ገይሩ ኢዩ”
ዋና ፀሓፊ ርክብ ወፃኢ ፓርቲ ዛኑ ፒኤፍ ዚምባቡዌ ሲምበርሼ ሙቤንጌግዊ
“ሓሳባት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ናይ ኢትዮጵያ ጥራሕ ዘይኮነስ መዕባለ ኣፍሪካ ንምርግጋፅ ዝጠቅም ኢዩ”
ምክትል ኣቦ መንበር ፓርቲ ኤኬ ፓርቲ ተርኪዬ ዛፈር ሲራካያ
” እቲ ጉባኤ ንቐፃሊ ምዕባለ ኢትዮጵያ ዘሰጋግር ከምዝኸውንን ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ መድረኽ ዘለዋ ቦታ ከምዘቐፅልን በዓል ሙሉእ ተስፋ ኢየ”
ኣባል ቢሮ ካውንስል ሱፕሪም ፓርቲ ዩናይትድ ሩስያን ሴናተር ፌዴሬሽን ሩስያን ኣንድሬ ክሊሞቭ
” ብብሱል ጥበብ ኣመራርሓ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኢትዮጵያ ስሉጥ ምዕባለ ኢኮኖሚ ተመዝግብ ኣላ”
ናይ ታንዛኒያ ቻማ ቻማ ፑንዱዚ ፓርቲ ዋና ፀሓፊ ኢማኑኤል ቺምቢ
“ካብ ጠንካራ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ብተወሳኺ ኣብ መንጎ ፓርቲ ንፓርቲ ዘሎ ርክብ ምትሕብባር ጠንኪሩ ክቕፅል ኢዩ”
ዋና ፀሓፊ ፓርቲ ሃርበኛታት ግንባር ሩዋንዳ ዌላርስ ጋሳማጌራን
“ብልፅግና ፓርቲ ቃል ዝኣተወሎም ተግባራት ዝፈፀመሉ መገዲ ኣዝዩ ዝነኣድን ተመክሮ ዝውሰደሉን ኢዩ”
ዋና ፀሓፊ ህዝብታት ደቡብ ሱዳን ነጻነት ንቅናቄ ፒተር ላም
“ርክብ ናይጀሪያን ኢትዮጵያን ብምጥንኻርን ኣብ ሓበራዊ ክብሪ ዝተደረኸ ዝፀንዐን ኢዩ”
መክትል ኣቦ መንበር ኤፒሲ ፓርቲ ናይጄሪያ ኣልሀጅ ኣሊቡካር ዳሎሪ
“ኣብ ኣፍሪካ መሰረት ሓድነት ንክፀንዕ ልምዓትን ብልፅግናን ንክረጋገፅ ብምግባር ኢትዮጵያ ዝለዓለ ግደኣ ትዋፃእ ኣላ”
ኣባል ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ናሽናል ኮንግረንስ ደቡብ ኣፍሪካ ኑዶሎ ኪቤት