ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ ማኑፋክቸሪንግን ሆራይዘን ኣዲስ ጎማ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዲሪኢን ላዕለዋይ ሓላዊ ትካል ሽልማት ፅሬት ኢትዮጵያን ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣብ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ማኑፋክቸሪንግ ሆራይዘን ኣዲስ ጎማ ዑደት ገይሮም።

ኣብቲ እዋን ዑደት እቶም ፕሬዚዳንት ሓዊሱ ሚኒስትር ዴኤታ ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን እንዳለው መኮንን፣ ዋና መካየዲ ስራሕ ግሩፕ ኢንቨስትመንት ሚድሮክ ጀማል ኣሕመድን ዋና ፈፃሚ ስራሕ ትካል ሽልማት ፅሬት ኢትዮጵያ ቴዎድሮስ መብራትን ተሳቲፎም።

ኣብ ዑደቶም ድማ ምንቅስቓስ ስራሕ ማኑፋክቸሪንግን ሆራይዘን ኣዲስ ጎማ ተዘዋዊሮም ምዕዛቦም ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment