ሊቢያ 270 ዘይሕጋዊያን ስደተኛታት ናብ ሃገሮም መሊሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሊቢያ 270 ዘይሕጋዊያን ስደተኛታት ሃገራት ኣፍሪካን ኤስያን ናብ ሃገሮም መሊሳ።

እቶም ኣብዝሓ ስደተኛታት ካብ ሃገራት ሶማሊያ፣ ኒጀር፣ ቻድ፣ ሱዳን፣ ባንግላዲሽን ናይጄሪያንን ዝመፅኡ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።

ሚኒስትር ጉዳያት ውሽጢ ዓዲ ሊቢያ ኢማድ ኣል ትራበልሲ፥ ካብ ሃገራት ሶማሊያ፣ ኒጀር፣ ቻድ፣ ሱዳን፣ ባንግላዲሽን ናይጄሪያንን ዝመፅኡ ዘይሕጋዊያን ስደተኛታት ናብ ሃገሮም ከምዝፋነዉ ምግላፆም ሚድል ኢስት ሞኒተር ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment