ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ ኮንቲንጀንት ሁርሶ ብመሰረታዊ ወትድርና ዘሰልጠኖም ምልምል ወታደራት የምርቕ አሎ፡፡
እቶም ተመረቕቲ ኣብ ፃንሒቶም ንውትድርና ብቑዕ ዝገብሮም ስልጠና ብግቡእ ዛዚሞም ኣለው፡፡
እቲ ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ ንታሽዓይ ግዜ ዝካየድ ዘሎ ስነ-ስርዓት ምረቓ ኣዘዝቲ ሰራዊት ምክልኻል፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስትን ካልኦት ዕዱማት ኣጋይሽን ተረኺቦም።
ብተስፋዬ ሃይሉ