መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ከተማ ባህርዳር ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ከተማ ባህርዳር ብተኸተልቲ እምነት እስልምና ብድምቀት ይኽበር ኣሎ፡፡

እቲ በዓል ብሶላትን ዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታትን ብድምቀት እናተኸበረ ይርከብ፡፡

Comments (0)
Add Comment