መበል 85 በዓል ፈረሰኛታት ኣገው ብድምቀት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 85 በዓል ምስረታ ማሕበር ፈረሰኛታት ኣገው ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ኣብ ከተማ እንጅባራ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ፡፡

ኣብ ስነ-ስርዓት ምኽባር እቲ በዓል ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ክልልን፣ ኣባላት ማሕበር ፈረሰኛታት ኣገው ከምኡ እውን ዕድመ ዝተገበረሎም ኣጋይሽ ተረኺቦም፡፡

ካብዚ ብተወሳኺ በፃሕቲ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ኣብቲ በዓል ከምዝተረኸቡ ሓሬታ ኮሙኒኬሽን ዞባ ኣዊ የመላኽት፡፡

Comments (0)
Add Comment