መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ሌጎስ ዝገብሮ ሰሙናዊ በረራታት ብዕፅፊ ወሲኹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ናይጄርያ ከተማ ሌጎስ ዝገብሮ ዘሎ 7 ሰሙናዊ በረራታት ካብ 24 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ናብ 14 ሰሙናዊ በረራ ወሲኹ፡፡

እዙይ እውን ንዓማዊሉ ምችውን ኣማራፂ በረራን ንምሃብ ዘኽእል ምዃኑ መንገዲ ኣየር ኣብ ማሕበራዊ ሚድይኡ ኣፍሊጡ፡፡

 

 

Comments (0)
Add Comment