ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣብ ዞባ ምብራቕ ወለጋን ከተማ ነቀምትን ዝርከቡ ትካላት ትምህርቲ ዑደት ኣካይዶም፡፡
ኣብ ዑደቶም፥ ኣብ ኮምፕርሄንሲቭ ሆስፒታል ዩኒቨርሲቲ ወለጋ ሓዊሱ ኣብ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ዝርከቡ ጉተማ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ተዓዚቦም፡፡
ብተመሳሳሊ ኣብቲ ዞባ ወረዳ ሌቃ ዱለቻ ተረኺቦም ስራሕቲ ልምዓት ስርናይ ዑደት ገይሮም፡፡
ብገላና ተስፋ