ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ባህርዳር ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ክልል ኣምሓራ እናተኻየዱ ዝርከቡ ስራሕቲታት ልምዓት ንምዕዛብ ናብ ባህርዳር ኣትዮም፡፡

ኣብ ባህርዳር መዕርፎ ነፈርቲ ደጃዝማች በላይ ዘለቀ እንትበፅሑ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣረጋ ከበደ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓታት ኣቀባብላ ገይሮምሎም፡፡

Comments (0)
Add Comment