ስቕለት ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ይዝከር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስቕለት ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታታት ይዝከር ኣሎ።

ኣብቲ ስነ-ስርዓት ሊቀጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ብኢትዮጵያ ፁዕ ካርዲናል ብርሃነ ኢየሱስ ሱራፌልን ተኸተልቲ እቲ እምነትን ተረኺቦም፡፡

እቲ ዕለት ኣብ ካቶሊክ ካቴድራል ቤተክርስቲያን ልደታ ማሪያም ኢዩ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስርዓታት እናተዘከረ ዝርከብ፡፡

ብፀጋዬ ንጉስ

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment