ስፓርት

ስፓርት

ኣብ ፖላን ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ውሽጢ ገዛ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓት ቀኒዑዎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ምሸት ኣብ ፖላን ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ውሽጢ ገዛ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓት ቀኒዑዎም። ብ3000 ሜትሮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ኣትሌት ለምለም ሃይሉ ቅልጡፍ ሰዓት እዚ ዓመት ብምምዝጋብ ተዓዊታ። ፋንቱ ወርቁ ድማ ሳልሰይቲ ብምዃን ውድድራ ዛዚማ። ብ800 ሜትሮ ኣብ ዝፃሐደ ውድድር ሃብታም ኣለሙ ስዒራ። ብ1500 ሜትሮ ውድድር ደቂ ተባዕትዮ ድማ ኣትሌት ሰለሞን ባረጋ ክዕወት ክኢሉ። እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ቴሌግራም ገፅና…
Read More...

ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋዬ ኣብ ፈረንሳይ ኣብ ዝተኻየደ ሻምፒዮን ኣብ ሓደ ሰሙን ንኻልኣይ ጊዘ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋዬ ኣብ ፈረንሳይ፣ ቫል ዴ ሪዩል ኣብ ዝተኻየደ ሻምፒዮን ውሽጢ ገዛ 800 ሜትሮ ተዓዊታ። እታ ኣትሌት ነቲ ርሕቐት 1 ደቒቓን 57 ሴኮንድን 06 ማይክሮ ሴኮንድን ብዝኾነ ፈጣን ናይ ዓለም ሰዓት እያ ተዓዊታ። ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ቅድሚ ሒደት መዓልታት ኣብ ፈረንሳይ ሌቪን ኣብ ዝተኻየደ ናይ ውሽጢ ገዛ…

ን20 ዳያኑ ኣትሌቲክስ ቀዳማይ ብርኪ ሰርተፊኬት ኣትሌቲክስ ዓለም ተዋሂቡዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ን20 ዳያኑ ኣትሌቲክስ ቀዳማይ ብርኪ ሰርተፊኬት ኣትሌቲክስ ዓለም ተዋሂቡዎም። እቶም ዳያኑ ካብ ኩሎም ክልላትን ምምሕዳር ከተማን ዝተውፃእፅኡ ኢዮም ተባሂሉ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት እቲ ጌዴሬሽን ኣይተ ቢልልኝ መቆያን ፕሬዚዳንት ማሕበር ዳያኑ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣይተ መኮንን ጤናውን ኣብቲ ስነስርዓቱ ተረኺቦም፡፡ ኣይተ…

መበል ሻድሻይ ዙር ምንቅስቓስ ብቕዓት ኣካል ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 የካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ዙር ምንቅስቓስ ብቕዓት ኣካል ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ሰዓት 12፡ 00 ጀሚሩ ተኻይዱ። እቲ ምድላው ኮሚሽን ስፖርት ምምሕዳር ኣዲሰረ ኣበባ ዝመርሖ ኢዩ። ''ንሰላም ሃገረይ ዘብዒ ክኾን ኢየ፤ ንሰራዊ ምክልኻል ሃገር ቀዳምነት ክህብ ኢየ'' ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ከምዝኾነ እውን ተገሊፁ። እዋናዊን…

ማሕበር ስፖርት ቅዱስ ጊዮርጊስ ልዕሊ 50 ሺሕ ናውቲታት ትምህርቲ ንመቐለ ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ማሕበር ስፖርት ቅዱስ ጊዮርጊስ ልዕሊ 50 ሺሕ ናውቲታት ትምህርቲ ንመቐለ ደገፍ ከምዝገበረ ጊዚያዊ ከንቲባ እታ ከተማ ኣይተ ኣታኽልቲ ሃይለስላሴ ገሊፆም። እቲ ደገፍ ጥራዛትን ካልኦት ናውቲታትን ዘካተተ ኢዩ ተባሂሉ። ኣይተ ኣታኽልቲ ሃይለስላሴ፥ እቲ ማሕበር ዝገበሮ ደገፍ ኣዝዩ ዝተባባዕን ብተምሳሌት ዝረአን ኢዩ ኢሎም።…

ምንቅስቓስ ብቕዓት ኣካል ኣብ ኩሉ ከባቢታት ንክባፃሕ ይስራሕ ከምዘሎ ኮሚሽን ስፖርት ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምንቅስቓስ ብቕዓት ኣካል ኣብ ኩሉ ከባቢታት ንክባፃሕ ይስራሕ ከምዘሎ ኮሚሽን ስፖርት ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ስፖርት ፌዴሪኢ ኣይተ ኤልያስ ሽኩር፥ ምንቅስቓስ ብቕዓት ኣካል ንምዕባለ ኣእምሮ ወሳኒ ኢዩ ኢሎም። ስለዝኾነ ሚዛናዊ ኣተሓሳስባ ሃሊዩ ሰላም እዛ ሃገር ንክሕሎ ዝተጀመረ ምንቅስቓስ ብቕዓት ኣካል…

ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ክብረ ወሰን ዓለም 1500 ሜትሮ ሓዱሽ ብምምዝጋብ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ኣብ ፈረንሳይ ሌቪን ኣብ ዝተኻየደ ናይ ውሽጢ ገዛ ውድድር ጉያ 1500 ሜትሮ ሓዱሽ ክብረ ወሰን ዓለም ብምምዝጋብ ተዓዊታ። ኣትሌት ጉዳፍ፥ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2014 ኣትሌት ገንዘቤ ዲባባ ዘመዝገበቶ ክብረ ወሰን ብ2 ሰኮንድ ብምምሕያሽ ነቲ ርሕቐት ብ3 ደቒቕ፣ 53 ሰኮንድን 09 ማይክሮ ሰኮንድን…