ስፓርት
ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ጅማ ኣባጅፋርን ባህርዳር ከተማን ማዕረ ተፈላሊየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ መበል 11 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ጅማ ኣባጅፋርን ባህርዳር ከተማን ክልተ ማዕረ ተፈላሊየን።
ክልቲአን ሽቶታት ጋንታ ጅማ ኣባ ጅፋር ተመስገን ደረሰ ዘመዝገበን እንትኸውን፥ ፍፁም ኣለሙን ምንይሉ ወንድሙን ድማ ናይ ጋንታ ባህርዳር ከነማ ሽቶታት ኣመዝጊቦምወን፡፡
መበል 11 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፀወታ ቤት ኪንግ ፕሪሜርሊግ ሎሚ መዓልቲ 9 ሰዓት ዝቕፅል እንትኸውን፥ ጋንታ ኣዳማ ከተማ ምስ ጋንታ ሰበታ ከተማ ክራኸባ ኢየን፡፡
እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ…
Read More...
መበል 38 ዓለም ለኸ ውድድር ኣቋራጭ ጃንሜዳ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) መበል 38 ዓለም ለኸ ውድድር ኣቋራጭ ጃንሜዳ አብ ፍሉይ ዞባ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ሱኡልታ ይካየድ ኣሎ።
ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ዘዳለዎ እንትኸውን፥ ብዝተፈላለዩ ስፖርታዊ ተግባራት ይካይድ ኣሎ።
እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ
ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana
ድረ ገፅና…
ዳይናን ኣሰልጣኒን ኣትሌቲክስ ኣይተ እሸቱ በዩ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳይናን ኣሰልጣኒን ኣትሌቲክስ ኣይተ እሸቱ በዩ ካብዛ ዓለም ብሞት ከምዝተፈለዩ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ኣይተ እሸቱ ብምኽንያት ዘሓደሮም ሕማም ኣብ ሆስፒታል የካቲት 12 ሓገዝ ሕክምና እናተገበረሎም ድሕሪ ምፅናሕ ትማሊ ለይቲ 20 ጥሪ 2013 ዓ.ም ህይወቶም ምሕላፉ ተሓቢሩ።
እቶም ኣሰልጣኒን ዳይናን…
ፍራንክ ላምፓርድ ካብ ቼልሲ ኣሰልጣንነቱ ተሰናቢቱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰልጣኒ ፍራንክ ላምፓርድ ካብ ቼልሲ ኣሰልጣንነቱ ከምዝተሰናበተ እታ ጋንታ ኣፍሊጣ።
ኮኾብ ተፃዋቲ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ቼልሲ ዝነበረን ነታ ጋንታ ካብ ማውሪዝዮ ሳሪ ሓላፍነት ዝተረከበን ፍራንክ ላምፓርድ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ ወርሒ ሓምለ 2019 ጀሚሩ ብኣሰልጣኒነት እናመርሐ ፀኒሑ ኢዩ።
እታ ጋንታ ኣብ ዘውፀአቶ…
ኣብ ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ሲዳማ ቡና ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ጥሪ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፀወታ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ጋንታ ሲዳማ ቡና ዓወት ቀኒዑዋ፡፡
ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ምስ ጋንታ ሲዳማ ቡና ዝተፃወተት ጋንታ ሲዳማ ቡና 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊታ፡፡
ማማዱ ሲዴቤ ድማ ነታ ሸቶ ኣመዝጊቡዋ፡፡
እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ
ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana…
ኣብ ፀወታ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ፋሲል ከነማ ዓወት ቀኒዑዋ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)7ይ ሰሙን ፀወታ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ሓደ ፀዋታ ኣተኣናጊዱ።
ምስ ጋንታ ሃዲያ ሆሳእና ዝተፃወተት ጋንታ ፋሲል ከነማ 1 ን 0 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ።
ጋንታ ፋሲል ከነማ ተዓዊታ ንኽትወፅእ ብሕታዊት ሸቶ ዘመዝገበ ተፃዋቲ ድማ ሙጂብ ቃሲም ኢዩ።
እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ
ቴሌግራም ገፅና…
ኣብ ፀወታ ቤትኪንጊንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ሃዋሳ ከተማ ዓወት ቀኒዑዋ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)7ይ ሰሙን ፀወታ ቤትኪንጊንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ሓደ ፀዋታ ኣተኣናጊዱ።
ንጋንታ ባህርዳር ከተማ ዘተኣናገደት ጋንታ ሃዋሳ ከተማ 2 ን 1 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ።
መስፍን ታፈሰን ኤፍሬም ኣሻሞን ናይ ሃዋሳ ሸቶታት እንተቑፅሩ፥ ብሕታዊት ሸቶ ባህርዳር ከተማ ድማ ሳለኣምላክ ተገኝ ኣመዝጊቡዋ፡፡…