ስፓርት
ባህርዳር ከተማ ንሃዋሳ ከተማ ስዒራታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 13ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ባህርዳር ከተማ ምሃዋሳ ከተማ ብምስዓር ተዓዊታ፡፡
ቀትሪ ሰዓት 9 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስና ቴክኖሎጂን ኣዳማ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ባህርዳር ከተማ ብብሕታዊት ሸቶ ጄሮም ፍሊፕ ንሃዋሳ ከተማ 1 ን 0 ክትስዕራ ክኢላ፡፡
እቲ ውፅኢት ስዒቡ ባህርዳር ከተማ ነጥባ ናብ 22 ክብ ብምባል ንሃድያ ሆሳእና ብሸቶ ብምብላፅ ነቲ ሊግ ብግዚኡ ምምራሕ ጀሚራ ኣላ፡፡
Read More...
ኣዳማ ከተማ ንወልዋሎ አዲግራት ዩኒቨርሲቲ ብምስዓር ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 12 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣዳማ ከተማ ንወልዋሎ አዲግራት ዩኒቨርሲቲ 2 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ፡፡
ኣብ ስታዲየም ኣዳማ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣብ ዝተገበረ ፀወታ÷ ኣዳማ ከተማ ንኽትዕወት ኦሜ መሓመድ፣ ነቢል ኑሪን ኤሊያስ ለገሰን ኣመዝጊቦምወን፡፡
ሊቨርፑል ታሪኻዊት ተናሓናሒታ ምስ ዝኾነት ማንቸስተር ዩናይትድ ክትገጥም ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 20 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሊቨርፑል ኣብ መበል 14 ደረጃ ትርከብ ጋንታ ማንቸስተር ዩናይትድ ሎሚ ምሸት ኣብ ሜዳኣ ኣንፊልድ ሮድ ክተተኣናግድ ኢያ፡፡
ክልቲአን ጋንታታት 65 ግዘ ተራኺበን ማንቸስተር ዩናይትድ 29 ግዘ እንትትዕወት ብኣንፃሩ ሊቨርፑል 20 ግዘ ተዓዊታ፡፡
ዝተረፉ 16…
ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ክብረ ወሰን ብምስባር ተዓዊቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ዳዊት ወልዴን ኣትሌት ሩቲ ኣጋን ኣብ ውድድር ጉያ ማራቶን ሺያሜን 2025 ሪከርድ ብምስባር ተዓዊቶም፡፡
ኣብ ማራቶን ሺያመን 2025 ብደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት ዳዊት ወልዴ 2:06:06 በዝኾነ ሰዓት ብምእታው ቅድም ክብልት ተታሒዙ ዝነበረ ክብረወሰን እቲ ቦታ ብምስባር ተዓዊቱ፡፡
ኣትሌት ኣሰፋ ቦኪ ድማ…
ሎሚ ዝካየድ መበል 20 ሰሙን መርሃ ግብሪታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ 7 ጋንታታት ከራኽብ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 09:30 ቶተንሃም ምስ ኒውካስትል ብዝገብርኡ ፀወታ ዝፍልም መበል 20 ሰሙን መርሃ ግብሪታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ብድምር ሸውዓታ ጋንታታት ከራኽብ ኢዩ።
በርንማውዝ ምስ ኤቨርተን፣ ኣስቶንቪላ ምሰ ሌስተር ሲቲ፣ ክሪስታል ፓላስ ምስ ቼልሲ፣ ማንቸስተር ሲቲ ምስ ዌስትሃም፣ ሳውዝሃምፕተን ምስ…
ብሬንትፎርድ ምስ ኣርሰናል ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መወዳእታ መርሃ ግብሪ ፀወታ መበል 19 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ብሬንትፎርድ ምስ ኣርሰናል ክራኸባ ኢየን፡፡
ምሸት 2፡30 ኣብ ስታዲየም ጌቴክ ኮሙኒቲ ኣብ ዝካየደ ፀወታ ኣርሰናል ኣብ ሜዳኣ ብርትዕቲ ካብ ዝኾነት ጋንታ ብሬንትፎርድ ሓያል ፈተና ይፅበያ፡፡
ኣብ ጉድኣት ዝነበረ ሓላዊ ልዳት ብሬንትፎርድ ማርክ…
ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊ ክብረ ወሰን 10 ኪሎ ሜትር ብምስባር ተዓዊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ስፔን ማድሪድ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ 10 ኪሎ ሜትሮ ሳን ሲልቬስተር 2024 ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊ ሓዱሽ ክበረወሰን ብምስባር ታዊቱ፡፡
ኣትሌት በሪሁ ነቲ ርሕቐት 26 ደቒቕ 32 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ኢዩ ክብረ ወሰን ብምምሕያሽ ተዓዊቱ ዘሎ፡፡
ኡጋንዳዊ ኣትሌት ጃኮብ ኪፕሊሞ ብሓንቲ ሰከንድ ድሒሩ…