ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ዓሊ የሱፍ ተዛቲዮም፡፡

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ሓበሬታ÷ ሎሚ ንጉሆ ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ማሕሙድ ዓሊ የሱፍ ኣብ ቀንዲ ቀንዲ ጉዳያት ሰላምን ፀፅታን እቲ ዞባ ተዛቲና ኢሎም።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment