በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ከተማ ጅማ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ከተማ ጅማ ብተኸተልቲ እምነት እስልምና ብድምቀት ይኽበር ኣሎ፡፡

እቲ በዓል ዒድ ሶላት ሓዊሱ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓታት ኢዩ እናተኸበረ ዝርከብ፡፡

ኣብ ስነ-ስርዓት ምኽባር እቲ በዓል ኣብ ጅማን ከባቢኣን ዝርከቡ ተኸተልቲ እምነት እስልምና ተሳቲፎም፡፡

ብኣብዱርሃማን መሓመድ

Comments (0)
Add Comment