በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ብድምቀት ተኸቢሩ፡፡

እቲ በዓል ብሶላትን ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታትን ኢዩ ብድምቀት ተኸቢሩ፡፡

ኣብ ስነ ስርዓት ምኽባር እቲ በዓል÷ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድ ሓዊሱ ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ ተረኺቦም፡፡

Comments (0)
Add Comment