በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ጋምቤላ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ከተማ ጋምቤላ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ብድምቀት ይኽበር ኣሎ፡፡

ተኸተልቲ እምነት እስልምና እቲ በዓል ኣብ ስታዲየም ጋምቤላ ብሶላትን ዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታትን እናኽበሩዎ ይርከቡ፡፡

Comments (0)
Add Comment