ኢትዮጵያን ሞሮኮን ኣብ ወተሃደራዊ ዓውዲ ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘትየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያን ሞሮኮን ኣብ ወተሃደራዊ ዓውዲ ብምትሕብባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእለን ጉዳያት ተዛትዮም፡፡
ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ብዋና ኣዛዚ ኣርሚ ሮያል ሞሮኮ ሌተናል ጄኔራል መሓመድ በሪድ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ ተቐቢሎም ኣዘራሪቦም፡፡
ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment